“ውፅኢታዊ መከላኸሊ መድሓኒት ቫይረስ ኤች ኣይ ቪ ተረኺቡ።” – ቢቢሲ። admin November 30, 2023 ነብስና ብቫይረስ ኤችኣይቪ ከይልከፍ ዝከላኸልን ኣዝዩ ውፅኢታዊ ምዃኑን ብዝተኻየደ መፅናዕቲ ዝተረጋገፀን ‘ፒ-ኣር-ኢ-ፒ’ ዝተብሃለ መድሓኒት ከምዝተረኸበን ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ነቲ መድሓኒት ኣብ ዝተጠቐሙ 24 ሽሕ ሰባት… Continue Reading
“ካብ 115 ሽሕ ነባሪ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ እቲ 95 ሽሕ አብ ከቢድን ዝኸፈአን ደረጃ ጥሜት ወዲቑ ይርከብ።” – ምምሕዳር እታ ወረዳ። admin November 30, 2023 ዋና ኣመሓዳሪ እታ ወረዳ አይተ ሓጎስ ሃደራ ንድወት ኣብ ዝሃብዎ ቃል ከምዝገለፅዎ ካብ ጠቕላላ 115 ሽሕ ነባሪ ወረዳ ጣንቋ ኣበርገለ እቲ 95 ሽሕ ህዝቢ አብ… Continue Reading
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ብ300 ሽሕ ዶላር ዝተዓደጉ ን50 ትካለት ጥዕና ዝከፋፈል admin November 30, 2023 ዝተፈላለዮ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ረኺቡ። እቲ ዝተረኸበ ሓገዝ ብምትሕብባር ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኤጀንሲ ስነ ህዝቢ (UNFPA)ን ኤጀንሲ ሓላዋ ፆታዊን ስርዓት ስነ ተዋልዶን ውድብ ሕቡራት ሃገራትን… Continue Reading
“መንግስቲ ፌደራል ሓላፍነቱ ብኣግባቡ ክዋፃእ ብዘይምኽኣሉ ህዝብና ኣብ ከቢድ ስቓይን መከራን ይርከብ።” – ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ። admin November 30, 2023 “ምስ መንግስቲ ፌደራልን ካልኦት ዝምልከቶም ማሕበረሰብ ዓለምን ብምዃን ውዕሊ ፕሪቶርያ መሊኡ ንኽትግበር ክሰርሕ’የ።”- መንግስቲ ጀርመን። ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ምስ ተወካሊ ልኡኽ ጉጅለን ዳይሬክተር ሚኒስትሪ ምትሕብባር… Continue Reading
“ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ሰናይ ድሌት መንግስቲ ፌደራል ወፃኢ ምንም ክገብር ኣብዘይኽእለሉ ደረጃ ‘ዩ ዝርከብ።” – ጥምረት ማሕበራት ተጋሩ ዲያስፖራ። admin November 30, 2023 ጥምረት ማሕበራት ተጋሩ ዲያስፖራ ሎሚ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ከምዝሓበሮ ጊዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ካብ ሰናይ ድሌት መንግስቲ ፌደራል ወፃኢ ምንም ክገብር ኣብዘይኽእለሉ ደረጃ ከምዝርከብን ፀገማት… Continue Reading
“ፖለቲካና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክዕሪ ክንሰርሕ ኣለና።” – ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ። admin November 30, 2023 ዕላዊ ገፅ ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ሐዚ ቅድሚ ደቓይቕ ንፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ብምጥቃስ ኣብ ዝዘርግሖ ፅሑፍ ከምዝሓበሮ ፖለቲካና ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክዕሪ ክንሰርሕ ኣለና ምባሎም ኣፍሊጡ። “ካብ… Continue Reading
“ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ዝዓነዋ ፋብሪካታት ትግራይ ዳግም ናብ ስራሕ ንክኣትዋ ፃዕሪ ይግበር ኣሎ” – ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ። admin November 30, 2023 መንግስታዊ ኣካላትን ማሕበረሰብ ንግድን ኣብ ኢንዳስትሪ ጨርቃ ጨርቅን ኣልባሳትን ትግራይ ዘድሃበ መድረኽ ምኽክር ኣብ ዝካየደሉ ዘሎ ፕረዚደንት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ መ/ር ኣሰፋ… Continue Reading
ናሽናል ፕሮጀክት ኢማጅን ዋን ደይን ዩኒሴፍን – ዝተብሃሉ ትካላት ብልዕሊ 230 ሚሊዮን ብር በጀት ኣብ ዝተፈላለዩ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ከምዘሳልጡ ኣፍሊጦም። admin November 30, 2023 ዳይሬክተር ናሽናል ፕሮጀክት ኢማጅን ዋን ደይ ኣይተ ሓለፎም ገዛኢ ሎሚ ብዛዕባ እቶም ዝሳለጡ ፕሮጀክት ብዕሊ ኣብ ዘፋለጥሉ መድረኽ ከምዝገለፅዎ ብልዕሊ 230 ሚልዮን ብር በጀት ምስ… Continue Reading
ከተማ ኣኽሱም ኣብ እዋን ቁሉዕ ወራር ብጅምላ ንዝተረሸኑ ደቃ ንስለ ዝኽሮም ጥዋፍ ብምብራህ ዘኪራ። admin November 30, 2023 ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ከተማ ኣኽሱም ዝተፈፀመ ጃምላዊ ጨፍጫፍ ናይ ዝተፈፀመሉ ዝኽሪ ሳልሳይ ዓመት ግዳያት ጨፍጫፍ ኣኽሱም ጥዋፍ ብምብራህ ዘኪሮም ። 19 ሕዳር 2013 ዓ.ም ኣብ… Continue Reading
” ኣብ ቁሉዕ ወራር ግዳይ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝኾና ደቂ ኣንስቲዮ ኣሓትና ዝኸፈልኦ መስዋእቲ ኣካል ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ክፍለጥ ይግባእ።” – ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ። admin November 30, 2023 ኣብ ቁሉዕ ወራር ግዳይ ፆታዊ መጥቃዕቲ ዝኾና ደቂ ኣንስቲዮ ኣሓትና ዝኸፈልኦ መስዋእቲ ኣካል ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ክፍለጥ ይግባእ።” – ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ። ፕሬዚዳንት… Continue Reading