መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣብ ዘጎዓዕዞም ንብረት ተሳፈርቲ እገዳ ኣንቢሩ።

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብን ናብን ኣብ ዘጎዓዕዞም ንብረት ተሳፈርቲ እገዳ ኣንቢሩ ዘሎ መብዛሕትኡ ግዜ ሸቓጦ ዝጥቀምሉ ካብ መሸማዕን ጎማን ዝተሰርሐ ሻንጣታት ከምዝኾነ ኣፍሊጡ’ሎ። ንዚ ንብረት…

“ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈነወ ቁሉዕ ወራር ትግራይ 76 ኣትሌታት ህይወቶም ስኢኖም’ዮም።” ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የትግራይ።

ብሰንኪ ኣብ ትግራይ ዝተፈነወ ቁሉዕ ወራር ትግራይ 76 ኣትሌታት ክልተ ዳያኑ እቲ ዘፈር 2 ኣሰልጠንቲ ኣትሌታት ህይወቶም ከምዝሰኣኑ ፕረዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ የትግራይ ኣይተ ኪዳነ ተኽለሃይማኖት…

“መንግስቲ ኢትዮጵያ ደላይ ሰላም መሲሉ ምስ ኣመሪካ ዘካይዶም ዘሎ ምፅግጋዕ ንዘጋጠሞ ቁጠባዊ ፀገም ሓገዝ ንምርካብ’ዩ” -ጉዳያት ወፃኢ ኮንግረስ ኣመሪካ ጆን ጀምስ።

“ህዝቢ ዞባ ምዕራብ ምስተመዛበለን ምፅናት ዓሌት ምስተኻየደን ሪፈረንደም ከካይድ እየ ዝብል መግለፂ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተራ መስርሕ ምትላል’ዩ።” – ኣባል ኮንግረስ ማን ብራድ ሸርማን። “ኣብ ኲናት…

“ስርዓት ንግዲ ትግራይ ንምዝማን ግድን ብቴክኖሎጂ ክሕገዝ ኣለዎ።” – ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ።

ስርዓት ንግዲ ትግራይ ንምዝማን ግድን ብቴክኖሎጂ ክሕገዝ ስለዘለዎን ንዚ መስርሕ እዚ ንምትእትታው ቅድመ ምድላው ብምውጋን ንማሕበረሰብ ንግዲ ስልጠና ይህብ ከምዘሎ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ትግራይ ኣፍሊጡ።…

“ህዝቢ ትግራይ ብግዝያዊ ምምሕዳር ካብ ዝመሓደረሉ ጎደሎ መስርዕ ወፂኡ ሙሉእ ዓርሰ ውሳነኡ ዘረጋግፀሉ ናይ ምምሕዳርና ቀዳማይ፣ ካልአይ፣ ሳልሳይ ዕማም እዩ።” – ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ።

ፕረዚዳንት ጌታቸው ረዳ ንዚ ዝበሉ ሐዚ በዓል ሕዳር ፅዮን ብልዑል ፅምብል ኣብ ተሳልጥ ዘላ ከተማ ኣኽሱም ተረኺቦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ‘ዩ። ካብ ሞንጎ’ቲ ኣብ በዓል…