ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቛርን ኣክስዮን ማሕበር ሓድሽ ግልጋሎት ምሃብ ጀሚሩ ኣሎ። admin October 31, 2023 (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ) ደደቢት ትካል ልቓሕን ዕቛርን ኣክስዮን ማሕበር ምስ ኢትዮ-ቴሌኮም ብምርድዳእ ሓድሽ ዲጂታል ግልጋሎት ምሃብ ከምዝጀመረ ዋና ስራሕ ፈፃሚ ትካል ልቓሕን ዕቛርን… Continue Reading
ሰራሕተኛታት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ፣ ድወት ፣ ጋዜጣ ወይን ፣ ቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሚኒኬሽን – ሆስፒታል መቐለን ብሓባር ኣብ ወረዳ እንደርታ ጣብያ ፈለገ ሰላም ቁሸት በራቒት ብምውፋር ዝባፅሐ ዝራእቲ ስድራ ስውኣት ኣብ ምዕፃድ ሓጊዞም። admin October 31, 2023 ኣፍቲ ሎሚ ዝተሳለጠ ወፍሪ ዓፂድ ዝራእቲ ስድራ ስውኣት ኣስታት 250 ሰራሕተኛታት ከምዝተሳተፉን ስድራ ስውኣት በቲ ተበግሶ ሓገዝ ከምዝተሓጎሱ ድሕሪ ምግላፅ ዝራእቲ ካብ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ… Continue Reading
ጉጅለ ልኡኽ ሃገረ ጣልያን – ላዝዮ ምስ ጊዝያዊ መንግስቲ ትግራይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ንምዝታይ ናብ ከተማ መቐለ ኣትዩ !! admin October 31, 2023 ነቲ ጉጅለ ልኡኽ ፕሬዚደንት ጌታቸው ረዳ ሓዊሱ ብላዕለዎት ኣመራርሓ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣቀባብላ ተገይርሉ። ጉጀለ ሉኡኽ ክልል ላዝዮ ሃገረ ጣልያን ኣብ ፃንሒቱ ምስ ፕረዚደንት ጌታቸው… Continue Reading
ኣርጀንቲናዊ ሊዮኔል ኣንድሬስ መሲ (Lionel Andres messi) ን8 ይ ግዜ ብሉፅ ተፃዋታይ ተባሂሉ ሽልማት ባላንዳኦር ተዓዊቱ። admin October 31, 2023 ኣፍቲ ለሚ ምሸት ኣብ ሃገረ ፈረንሳይ ፓሪስ ኣብ ዝተኻየደ መድረኽ ሽልማት መሲ ሽልማት ባላንዳኦር ዓመተ 2023 ዓ.ም.ፈ. ን 8ይ ጊዜ ተዓዊቱ’ሎ። Continue Reading
ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሞያን ፌደራል ልዕሊ 8᎐ 8 ሚልዮን ዝዋግኦም ናዉቲ ሞያን ቴክኒክን ንቢሮ ቴክኒክን ሞያን ስልጠናን ስራሕቲ ፈጠራን ትግራይ ብሓገዝ ለጊሱ። admin October 30, 2023 ኢንስቲትዩት ቴክኒክን ሞያን ፌደራል ልዕሊ 8᎐ 8 ሚልዮን ዝዋግኦም ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኮምፒዩተራት ፣ ማሽናት ቅየሳ ዝተፈላለዩ ወንበራትን ልዕሊ 1‚800 ዝተፈላለዩ መፃሕፍትን ካልኦትን ብሓገዝ ሎሚ ንቢሮ… Continue Reading
ኣቦኦምን ኣዲኦምን ብመስዋእቲ ንዝተፈለይዎምን ብዘይ ናባይ ንዝተረፉን ህፃናት ንምሕብሓብን ንምንባይን ልዕሊ ዓቕሚ እታ ማሕበር ኮይንዋ ከምዘሎ ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣፍሊጣ። admin October 30, 2023 ብሰንኪ ምምዝባልን ምብታንን ስድራቤት ፤ ንምንባሩ ኣብዘይጥዕም ኣብ ፎቖዶ ቴንዳ ምውዳቑን ከቢድ ጥሜትን ከይኣኽሎ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየደ መርድእ ስዉኣት ብዘይ ናባይ ስድራቤት ዝተረፉ ህፃናት… Continue Reading
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ልኡኽ ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ፣ኣብ ምዕባለ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ፣ ብዛዕባ ሰብኣዊ ሓገዝን ካልኦት ተዛመድቲ ጉዳያትን ኣመልኪቶም ሎሚ 19 ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ዘተ እናካየዱ እዮም። admin October 30, 2023 Continue Reading