ዓለም ለኻዊ ዜናታት
“የኢትዮጵያ ሁኔታ ኣሳስቦናል፡፡”- አውሮፓ ህብረት
የህብረቱ ከፍተኛ ሃላፊ ጆሴፕ ቦሬል ትናንት ባወጡት መግለጫ የኢትዮጵያ ሁኔታ ኣሳስቦናል ሲሉ አስታውቀዋል። የኢትዮጵያ ጎረቤቶችን ጨምሮ ሁሉም አካላት…
ፊሊፒንስ ብሓያል ህቦብላ ተወቒዓ።
“ጎኒ” ዝበሃል ብሓያል ህቦብላ ዝተሓገዘ ዝናብ ንፊሊፒንስ ኣዕርዩ…
እንደ ወረደ ! የአውሮፓ ህብረት የስልጣን ዘመኑን ባከተመዉና በህዝብ ይሁንታ በተሰጠዉ የትግራይ ክልል መንግሥትን የተፈጠረዉን ኣለመግባባት ለማርገብ ጥረት መጀመሩ ተገለፀ፡፡
የአውሮፓ ህብረት የውጭ ግንኙነትና ደህንነት ፖሊሲ ምክትል ፕሬዚዳንት…
ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዘሎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ይሰርሕ’ለኹ፡፡”-ዉድብ ምግብን ሕርሻን ዓለም (FAO)
ዕስለ ኣንበጣ ብክራማት ተሓጊዙ ብዝያዳ ይራባሕን ካብ ሃገር…
“ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዘሎ ወተሃደራዊ ምቅይያርን ኣሰላልፋን ናብ ኲናት ዝእንፍት’ዩ፡፡”-ቢቢሲ
ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዘሎ ወተሃደራዊ ምቅይያርን ኣሰላልፋን ናብ ኲናት ዝእንፍት ከምዝኾነ ሽሞም ኽዕቀበሎም ዝሓረዩ ገዳይም ኣባላት ሓይልታት…
“በኢትዮጵያ ከባድ ግጭት ሊቀሰቀስ ይችላል!”-ኢነተርናሽናል ክራይስስ ግሩፕ፡፡
ኣሁን የህዝብ ድምፅ ይሁንታ ያላገኘ የብልፅግና ቡድን ከትግራይ…
“ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ 2% ምእካብ ገንዘብ ከካይድ ስለ ዝረኸብኩዎ ኣብ ልዕሊ እቲ ኢምባሲ ስጉምቲ ወሲደ’ለኹ፡፡” – መንግስቲ ኔርዘላንድስ፡፡
ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ኣብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ…
የፈረንሳይ መንግሥት በቱርክ የሚገኙ ዜጎቹ ለግላዊ ደህንነታቸው ጥንቃቄ እንዲያደርጉ ኣሳሰበ፡፡
የፈረንሳይ መንግሥት ዜጎቹን ያስጠነቀቃቸው በቱርክ በሚገኘው የኤምባሲ ፅህፈት…
ሳይንስን ቴክኖሎጅን
ብምትሕብባር ኢኒስቲዩትት ባዮ ቴክኖሎጂ ኢትዮጵያን ዩንቨርስታት መቐለን ሰመራን ኣብ ጉዳይ ድሕንነት ሂወትን ባዮ ቴክኖሎጂ ሕርሻን ዘድሀበ ዘተ ሰብ ብፅሒት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳልጥ ኣሎ ።
(ኤፍኤምመቐለ 04/08/2011) ኣብ 2008 ዓ/ም ዝተጣየሸ እቲ ኢኒስትዩትት…
ኣብ ክልልና ኣገልግሎት ሕክምና ጨረር ብኣግባቡ ንዘይጥቀሙ 10 ሆስፒታላት መጠንቀቅታ ከምዝተውሃበ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡
ኣብ ኣጠቓቅማ ቴክኖሎጂ ጨረር ኣድሂቡ ኣብ ከተማ ኣኽሱም…
ሓይሊ ኣየር ፈረንሳይ ምስ ሰራዊት ቻድ ብምውዳድ ኣብ ልዕሊ ካብ ሊብያ ሸሊኮም ዝኣተዉ ፅጡቓት ደብዳብ ነፈርቲ ኣካይዱ ፡፡
ሰራዊት ፈረንሳይ ካብ ርእሰ ከተማ እታ ሃገር እናተበገሰ…
ንምሕፃብ ኩሊት ዝድለ እታዎት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንምፍራይ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ሚኒስተር ሓለዋ ጥዕና፡፡
ኣብዛ ሃገር ቁፅሪ ሕፅበት ኩሊት ዝህቡ ትካላት ውሑዳት…
ቢዝነስ
ስፖርት
ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ስፖርት መስፍን ኢንዳስትርያል ኣትሌት ሓጎስ ገብረሂወት ኣብ ሃገረ ጣልያን ኣብ ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐ ክብረ ወሰን ብምምሕያሽ ተዓዊቱ።
ኣብቲ ትማሊ ምሸት ዝተሰላሰለ ቅድድም ጉያ 10 ኪ᎐ሜ᎐…
“ኣብ ትግራይ ኣብ 2013 ዓ.ም. ልዕሊ 305 ሽሕ መናእሰይ ዕድል ስራሕ ኽፈጥረሎም’የ፡፡” – ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ፡፡
ኣብ በጀት ዓመት 2013 ንልዕሊ 305 ሽሕ መናእሰይ…
ሰሙናዊ መልእኽቲ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ወይከ ፈተኽ !! ከም ዋዕሮና ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ታሪኽ ክንሰርሕ ኢና !!
ፍርያት ማህፀን ትግራይና ዋዕሮ ጓል 22 ዓመት ጅግና…
ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ሓዱሽ ክብረወሰን ምምዝጋባ ስዒቡ ዓለም ኣቃልቦኣ ኣብ ኣትሌት ለተንሰአ ግደይ ገይራ’ላ፡፡
ኢትዮጵያዊት ኣትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ሰፔን ቫለንሽያ ኣብ…
ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ብዘይ ተመልከቲ ኽጅመር’ዩ፡፡
ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ፕርምዬር ሊግ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ…
ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ትራንስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣባዲ ሓዲስ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ፡፡
ኣትሌት ኣባዲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 1989 ዓ/ም ኣብ…