ኣምባሳደር ሃገረ ነርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ግዳያት ፆታዊ መጥቃዕቲ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ተራኺቦም ዘትዮም።

ዕላዊ ገፅ ማድኣት ሐዚ ኣብ ዝዘርገሖ ዜና ከምዝሓበሮ ኣምባሳደር ሃገረ ነርወይ ኣብ ኢትዮጵያ ስተይን ክሪስተንሰንመስ ዳይሬክተር ልምዓት ኢጀነሲ ነርወይ ብሓባር ብምዃን ኣብ እዋን ቁሉዕ ወራር…

ጥዕና ማሕበረሰብ ዓለም ንምድንፋዕ ንዘይሩጉዑን ተለዋዋጢ ኩነታት ኣየር ስዒቡ ከጋጥም ንዝኽእል ንምቅላልን ጥዕና ንኹሉ ኣብ ኩሉ ንምርግጋፅን ዕውት ዘተ ከምዘካየደ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ።

ላዕለዋይ ዳይሬክተር ውድብ ጥዕና ዓለም ዶ/ር ቴድሮስ ኣድሓኖም ንከይዲ ኣኸባ ፈፃሚ ቦርድ ውድብ ጥዕና ዓለም ምዝዛሙ ስዒቡ ሐዚ ኣብ ዕላዊ ገፆም ኣብ ዝዘርግሕዎ ፅሑፍ ከምዝሓበርዎ…

“ብዙሓት ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ ዓለም ዝተሳተፉ ስፖርተኛታት ካብ ክልል ትግራይ ዝተረኸቡ’ዮም።” – ኮማንደር ኣትሌት ደራርቱ ቱሉ

ፕረዚዳንት ፌደሬሽን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኮማንደር ኣትሌት ደሪርቱ ቱሉ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ስነስርዓት ምውላዕ ሽግ ኦሎምፒክ ኣብ ዘስመዖኦ ዘረባ ንኢትዮጵያ ወኪሎም ኣብ መድረኽ ዓለም…

ኣብ ከተማ እንዳባጉና ዝርከቡ ተመዛበልቲ ወረዳታት ፀለምቲ፣ላዕላይ ፀለምትን ከተማ ማይፀብርን ሎሚ ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ “ሰሪሕና ክንበልዕ ናብ መረበትና መሉሱና!” ክብሉ ብሰለማዊ ሰልፊ ሓቲቶም።

ኣብ’ዚ ሎሚ ዕለት 19 ጥሪ 2016 ዓ/ም ኣብ ዘካየድዎ ሰለማዊ ሰልፊ * ውዕሊ ፕሪቶሪያ ይተግበር !! *’ሰሪሕና ክንበልዕ ናብ መረበትና ምለሱና !! * ግዝኣታዊ ሓድነት…

ኣብ ሃገረ ነርወይ ዝቕመጡ ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ኣብ ከቢድ ፀገም ንዝወደቑ ተመዛበልቲ ህዝብታት ጉሎመኸዳን ኢሮብን 800 ሽሕ ብር ብሓገዝ ለጊሶም።

እቶም ጉዱሳት ደለይቲ ፍትሒ ኤርትራውያን ዝለኣኽዎ 800 ሽሕ ብር ኣብ ከተማ ዓዲግራትን ፋፅን ተዓቑቦም ንዝርከቡ 320 ተመዛበልቲ ጉሎመኸዳን ኢሮብን ተኸፋፊሉ።

ብጉባኤ ህዝባዊ ርክባት ትግራይን ገረዓልታ ኢንስትትዩት ንፓሊሲ፣መፅናዕትን ስልጠናን ዝተዳለወ ዋዕላ ይሳለጥ ኣሎ።

እዚ “ዘተ ንብራኸ ትግራይ “ብዝብል መራሕ ሓሳብ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዋዕላ ፅዕንቶ ዝፈጥሩ ሓሳባት ክለዓልሉ ትፅቢት ከምዝግበር ቦርድ ሰብሳቢ ገረዓልታ ኢንስትትዩት ንፓሊሲ፣መፅናዕትን ስልጠናን ፕሮፌሰር ምትኩ…

ኣብ ወረዳ ሓውዜን ጣብያ ቆራሮ ትርከብ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ስውኣት ፤ ልዕሊ 250 ሽሕ ብር ዝዋገኦም ናውቲ ትምህርቲ ብሓገዝ ረኺባ።

እቲ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ፣ ኣብ ወፃኢ ዓዲ ካብ ዝነብሩ ግዱሳት ዲያስፖራ ተወለድቲ ጣብያ ቆራሮ ወረዳ ሓውዜንን ፣ ቪዥን ግሎባል ኢምፓየርመንት ካብ ዝተብሃለ ትካልን ዝተረኸበ…

ቢሮ ጥዕና ትግራይ ንኣስታት ክልተ ኣዋርሕ አብ ዩኒቨርሲቲ ዓዲ ግራት ብፕሮግራም ጥሙር ጥዕና ከሰልጥኖም ንዝፀንሑ ሰብ ሞያ ጥዕና ሐዚ ኣብ ከተማ ዓዲግራት የመርቕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

እቶም 359 ተመረቕቲ ሰብ ሞያ ጥሙር ጥዕና 18 ጥሪ 2016 ዓ.ም ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕን ዕዱማት አጋይሽን አብ ዝተረኸብሉ ሐዚ ኣብ ከተማ ዓዲግራት ዝመረቑ ዘለው ብሰንኪ…

ምምሕዳር ወረዳ ሓውዜን ፣ካብ ኩለን ጣብያታት እታ ወረዳ ምስ ዝተወከሉ ጀጋኑ ስድራ ስውኣት መድረኽ ዘተ ኣካይዱ።

እቲ መድረኽ ዘተ ንጀጋኑ ስድራ ስውኣት ክብሪ ንምሃብ ፣ ስነ ኣእምሮኣዊ ሕውየት ንምክያድ ፣ምምሕዳር እታ ወረዳ ኣብ ጎኖም ምህላው ንምርግጋፅ ፣ኣብ ምንታይ ኩነታት መነባብሮ ምህላዎም…