ኤጀንሲ ኣህጉራዊ ልምዓት ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ትግራይ ዳግመ ህንፀት ንምሕጋዝ ፣ ሕርሻዊ ምህርቲ ንምዕባይ ፣ፅሬት ዘለዎ ኣገልግሎት ህዝባዊ ጥዕና ንምሃብ ክሰርሕ እዩ።

25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ብዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (USAID) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር…

ፕሬዝደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ኣተሓባባሪ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ራሚዝ ኣላክባሮቭ ኣብዝተፈላለዩ ኣገደስቲ ጉዳያት ኣድሂቦም ከምዝዘተዩ ገሊፆም።

25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም እቲ ምይይጥ ብፍላይ ኣብቲ ንሚልዮናት ኣብ ከቢድ ሰብኣዊ ቅልውላው ክወድቁ ዝገበረ ኩነታት ኣብ ምፍታሕ እጃሙ ክፍጽም ዝኽእለሉ መሰረት ዝገበረ ኮይኑ፣ ዶክተር…

“ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልጋሎት ዝህብ ‘ከውሰር’ ዘስመየ ካልኣይ ጨንፈር ባንኪ ክኸፍት’የ” – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ።

25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ባንኪ ንግዲ እትዮጵያ ድሰትሪክት መቀለ ንዚ ዘፍለጠ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልግሎት ባንክን ቀፃሊ ቁጠባዊ ሕውየት ትግራይን መሰረት ዝገበረ ሐዚ ኣብ ዘሰላስሎ…

ኣብ ሃገረ ሱዳን ከተማ ገዳሪፍ ፍሉይ ቦታ እምጉርጃ መጠቃለሊ በዓል ኣሸንዳን ዓይኒ ዋሪን ተኸቢሩ።

25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ሃገረ ሱዳን ግዝኣት ገዳሪፍ ዝተሳለጠ በዓል ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ዝተረኸብሉ ኮይኑ ኣሸንዳ ንሕዉየትን ዳግመህንፀትን ትግራይ ብዝብል መሪሕ ቃል እዩ ተኻይዱ።…

ኣብ ሃገረ ኣመሪካ ዝነባርነቶም ጉዱሳት ተጋሩ መፃምዲ ስነስርዓት መርዐኦም ናብ ትግራይ ብምምፃእ ምስ ሓርበኛታት ኣካለ ጉድኣት ትግራይ ኣሕሊፎም።

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣይተ ሚኪኤለ መስፍንን ወ/ት ብስራት ኣለሙን ዝተብሃሉ ጉዱሳት ተጋሩ ተቐማጦ ሃገረ ኣመሪካ ናብ ትግራይ ብኣካል ብምምፃእ ስነ ስርዓት መርዐኦም ኣብ መእኸል…

ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (USAID) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ተራኺቦም፡፡

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ስብኣዊ ሓገዝ ብዛዕባ ዝጅመረሉ ኩነታትን ኣብ ከይዲ ትግበራ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጓንፉ ዘለዉ ፀገማትን ኣድሂቦም ኣብ ትግራይ ዑደት…

“ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተኻየደ ውግእ ንዝበፅሐ ኩለመዳይ ከቢድ ሃስያ ኣብ ምቅላል ዝከኣለኒ ኽገብር’የ!” – OCHA

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ሰብኣዊ ጉዳያት ውድብ ሕቡራት መንግስታት /UN OCHA/ ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝተኻየደ ውግእ ንዝበፅሐ ከቢድ ሃስያ ኣብ ምቅላል…

ኣብ ኢ/ያ ግልፅን ተኣማንነትን ዘለዎ መሰጋገሪ ፍትሒ ክህሉ ከምዘለዎ ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ዓለምለኻዊ ገበናትን ፍትሒን ኣሜሪካ ኣምባሳደር ቤት ቫን ሻክ ገሊፀን።

24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ) ኣብ መላእ ዓለም ፍትሕን ተሓታትነትን ንክህሉ ብዝምልከት መግለፂ ኣብ ዝተውሃበሉ እዋን ኣብ ወርሒ መጋቢት ናይዚ ዓመት…