ቤት ፅሕፈት ፕረዚዳንት ትግራይ ሐዚ ኣብ ዕላዊ ገፁ ዝዘርገሖ መልእኽቲ!

” ኩለመዳይ መሰልን ጥቕምን ህዝብና ካብ ምርግጋፅን ምውሓስን ነቐድሞ ውራይ የብልናን። ጥቕምን መሰልን ህዝብና ዘረጋግፅ መንገዲ ኩሉ ድማ ክንከዶ ኢና። ምኽንያቱ ልዕሊ ምርግጋፅ ጥቕምን መሰልን ህዝብና ንሰርዖ ውራይ ክህሉ ስለዘይኽእል።

ስለዚ እዚ ዝግበኦ ጥራሕ ዘይኮነስ ልዕሊ ዝግበኦ ዝገበረ ጅግና ህዝቢ፣ ግዳይ ኩናትን ሳዕቤናቱን ዝኾነሉ ከይዲ ተዓፂዩ ዘተኣማምን ሰላም ክረክብ፣በቢግዝኡ ዕሸላት እነሰወአሉ ምዕራፍ ክዕፆን ናይ ልምዓትን ምዕባለን ባህጉ ክሰምርን ኢና ንሰርሕ ዘለና። “

ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *