ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምሕደራ ምፍራስን ተመዛበልቲ ምምላስን ብዝምልከት ክሳብ ሰነ 30 ክውገን ኣብ ምርድዳእ ከምዝተበፅሐ መንግስቲ ትግራይ ኣፍሊጡ።

ምክትል ፕሬዝደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ጀነራል ታደሰ ወረደ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣመልኪቶም ንጋዜጠኛታት መግለፂ ኣብ ዝህብሉ ዘሎ ከምዝገለፅዎ ኣብ ምዕራብ ትግራይ ዘሎ ዘይሕጋዊ ምሕደራ ምፍራስን ተመዛበልቲ ምምላስን ብዝምልከት ክሳብ ሰነ 30 ተመዛበልቲ ዞባ ደቡብን ወረዳ ፀለምትን ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ጉንበት ንምምላስ ምንቅስቓሳት ተጀሚሩ ምህላዉ ኣረዲኦም።

ዝርዝሩ ክንምለሶ ኢና

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *