ፖሊስ ወረዳ ጉለምኸዳ ልዕሊ ሓደ ሚልዮን ቅርሺ ዝግምቱ ናይ ኮንትሮባንድ ኣቑሑት ናብ ጎረቤት ሃገረ ኤርትራ ንምስጋር እንትፍትን ከም ዝሓዘ ኣፍሊጡ ።

18 ሓምለ 2015 ዓ.ም ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ጉለምኸዳ ተጋዳላይ ካሕሳይ ካልኣዩ ንድምፂ ወያነ ትግራይ ከም ዝበሎ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም ዘለዉ ኣብ ወሰና ወሰን እታ…

ፕ/ግ/ም ጌታቸው ረዳ ምስ ከንቲባ ዴንቨር ማይክ ጆንስተንን ከንቲባ ነበር ዊሊንግቶን ዌብንን ተራኺቦም ከምዝዘተዩ ተገሊፁ።

18 ሓምለ 2015 ዓ.ም ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ህልው ኩነታት ትግራይ ነቶም ከንቲባታት ከም ዘብራህርህሎምን እውን ተሓቢሩ። ከባቢ 28 ዓመታት ዘቑፀረ ርክብ ኣሓት ከተማታት ኣኽሱምን ዴንቨርን…

በዓለ ሲመት ኤጲስ ቆጰሳት

ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሪ አብ ከተማ አክሱም ሲመት ኤጲስ ቆጰሳት ክሳለጥ እዩ። ቤት ፅሕፈት ላዕለዋይ ቤተ ክህነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ትግራይ መንበረ ሰላማ ካሣቴ ብርሃን…