ራእይ

ኤፍ ኤም መቐለ ብቴክኖሎጂ ተዋዳዳሪ ኮይኑ ግልጋሎቱ ብፅፈትን ዘመናውነትን ብምቕራብ ኣብ ሃገርና ካብ ዝርከባ ተማሳሰልቲ ሚድያታት ዓዚዙ ብምውጻእ መርኣያ ሚድያ ም ኳን።