Category: Uncategorized
ኣብ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ትግራይ ግደ ዕቑር ዓቕሚ ደቐቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኽለዎት ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ትኹረት ምሃብ ኣገዳሲ ምኻኑ ተገሊፁ ።
07 መስከረም 2016 ዓ/ም እዙይ ዝተገለፀ ኢኮኖሚ ትግራይ ንምንቕቓሕ ተሓሳቢ ብምግባር ቢሮ ኢንዱስትሪ ትግራይ ምስ ልምዓት ኢትዮጵያ ኢንተርፕራይዝን ኣብ ሕቡራት ሀገራት ትካል ልምዓት ኢንዳስትሪን ኣብ…
ሰላምና ነፅንዕ ንዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንምህናፅ ንረባረብ ዝሕላገቱ ሃገር ለኸ ኤግዚብሽን ኣብ ከተማ መቐለ ክሳለጥ’ዩ ተብሂሉ።
04 መስከረም 2016 ዓ/ም ሰላምና ነፅንዕ ዝዓነወት ትግራይና ዳግም ንህነፅ ብዝብል መሪሕ ቴማ ካብ መስከረም 24 -30 2016 ዓ/ም ኣብ ከተማ መቐለ ንዝካየድ ሀገር ለኸ…
ኤፍ ኤም ሰንበት መስከረም 2016
ኤፍ ኤም ሰንበት 2015_13_05
ብ1.7 ሚልዮን ብር ዝተገዝአ ፊኖን ዘይቲ ብልዕን ን450 ተመዛበልቲ ኣዴታት ሐዚ ይከፋፈል’ሎ።
03 ጳጉሜን 2015 ዓ/ም ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብዚ ሓድሽ ዓመትን ኣውደኣመትን ንተመዛበልቲ ወገናት ኩሉ አእጃሙ ከበርክት ብመሰረት ዘቕረበኦ ፃውዒት ካብ ሕብረት ወንጌላውያን ኣብያተክርስትያን ኢትዮጵያ…
“ኣብ 2016 በጀት ዓመት 1.3 ቢልዮን ልቓሕ ንምሃብ መደብ ሒዘ’ለኹ።” – ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ።
30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ትካል ዕቋርን ልቓሕን ፋና መናእሰይ ትማሊ ምሸት ኣብ ዕላዊ ገፁ ኣብ ዝዘርግሖ ሓበሬታ ከምዝገለፆ ኣብ ዝሓለፉ ወርሒ ሓምለን ነሓሰን 2015 ዓ/ም…
“ኣብ ዝመፅእ ዘሎ 5 ሕዳር 2023 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳ ኣብ ኒውዮርክ ኣብ ዝሰላሰል ቅድድም ጉያ ማራቶን ታሪኽ ንምስራሕ ይዳሎ’ለኹ።” – ለተሰንበት ግደይ።
26 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ትግራወይቲ አትሌት ለተሰንበት ግደይ ኣብ ሃገረ ሑቡራት ኣመሪካ – ኒዉዮርክ ኣብ ዝመፅእ ዘሎ 5 ሕዳር 2023 ኣቆፃፅራ ኣውሮጳ ኣብ ዝሰላሰል ቅድድም…
“ኣብ ከተማ መቐለ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልጋሎት ዝህብ ‘ከውሰር’ ዘስመየ ካልኣይ ጨንፈር ባንኪ ክኸፍት’የ” – ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ።
25 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ባንኪ ንግዲ እትዮጵያ ድሰትሪክት መቀለ ንዚ ዘፍለጠ ካብ ወለድ ነፃ ኣገልግሎት ባንክን ቀፃሊ ቁጠባዊ ሕውየት ትግራይን መሰረት ዝገበረ ሐዚ ኣብ ዘሰላስሎ…
ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ምስ ዳይሬክተር ትካል ኣህጉራዊ ምትሕግጋዝ መንግስቲ ኣሜሪካ (USAID) ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ተራኺቦም፡፡
24 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ ስብኣዊ ሓገዝ ብዛዕባ ዝጅመረሉ ኩነታትን ኣብ ከይዲ ትግበራ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያን ዘጓንፉ ዘለዉ ፀገማትን ኣድሂቦም ኣብ ትግራይ ዑደት…
ዓለም ለኸ መዓልቲ ጡብ ምጥባው ካብ 25 ሓምለ ክሳብ 01 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ከምዝኽበር ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡
25 ሓምለ 2015 ዓ.ም ዓለም ለኸ ሰሙን መዓልቲ ጡብ ምጥባው “ኣዴታት ብምሕጋዝ ጡብ ንምጥባው ምችው ኩነታት ንፍጠር!” ብዝብል መሪሕ ቃል ንሓደ ሰሙን ዝኣክል ከምዝኽበር ቢሮ…