Category: Uncategorized
ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ልዕሊ ሰለማውያን ዝተፈፀሙ ጃምላዊ ግፍዕታትን ሐዚ ብዘይምቁራፅ ዝቅፅሉ ዘለዉ ጥሕሰታት ሕግን ሸለል እንተልዎ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣዝዩ እናተበላሸወ ክከየድ አዩ።
˝˝ዓለምለኻዊ ማሕበር ምሁራትን ሰብ ሞያን ትግራይ ˝˝ (30 መሰከረም 2016 ዓ.ም 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ) ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ኣባላቱን ዕድመ ሰልጣን ዓለም…
ኣይተ ጌታቸው ረዳ ኣብ ጉዳይ በጀት ካብ ዘልዕልዋሞ ሓሳባት።
ዕለት 18 መስከረም 2016 ዓ.ም ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝህብዋ ዘለው መግለፂ ከምዝበልዋ ጉዳይ በጀት ዝምልከት ናይ 2014 ናይ ሙሉእ…
ንኣስታት 3 ዓመታት ደዉ ኢሉ ዝነበረ ኣገልግሎት መንግስታዊ መስርሕ መሬት ንምጅማር ዘተ ይካየድ ኣሎ ።
መሰከረም 14 01 2016 ዓ/ ም ብመሰረት እዚ ቢሮ መሬትን መዓድንን ትግራይ ኣብ ምጅማርን ኣዋህባን ግልጋሎት መሬት ዝጠመተ ዋዕላ ሎሚ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ከተማ…
ዜና-ብድምፂ-2015_13_06
ግደ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ምንዋሕ ዕድመ ስልጣን ዓለም ለኸ ኮሚሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ።
ብ ሂዩማን ራይትስ ዎች 10 መስከረም 2016 ዓ/ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ሓድሽ ፀብፃብ ባይቶ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ጉዳይ…
መናእሰይ 2016
መናእሰይ -2016_01_05