ስነ ስርዓት ምጅማር ዝተዋደደ ወፍሪ ክታበት ተጀሚሩ admin August 15, 2023 09 ነሓስ 2015 ዓ.ም ቢሮ ጥዕና ትግራይ ካብ 9 ነሓሰ 2015 ዓ/ም ጀሚሩ ንተኸታታሊ 10 መዓልቲ ክታበት ኮሮና፣ፀረ መንሽሮ ኣፍደገ በሪ ማህፀን ንደቂ 14 ዓመት፣ስሩዕ… Continue Reading
ርእሰ ዛዕባ ”ሓድግታትናን ሎምን” admin August 14, 2023 08 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዓለም ለኻዊ ሳይትስት ፕሮፌስር ዘርአሰናይ ኣለምሰገድ ብፍሉይ ቴሌዥቭን ትግራይ ኣብ ዘዳለዎ መድረኽ ኣሸንዳ ተረኺቡ ”ሓድግታትናን ሎምን” ብዝብል ዛዕባ መሰረት ገይሩ ኣብ… Continue Reading
ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ዝወደቐ መብረቕ ንሰለስተ ሰባትን ሸውዓተ እንስሳ ዘቤትን ከምዝቐተለ ተገሊፁ። admin August 14, 2023 እቲ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ቀላቕል ዝወደቐ መብረቕ 18፣23!47 ዓመት ንዝዕድሚኦም ሰለስተ ሰባት ከምዝቐተለ ኣማሓዳሪ ታ ጣብያ ኣይተ ብርሃነ ገ/መድህን ገሊፆም። እቲ ዝወደቐ መብረቕ… Continue Reading
“ንከተብ!” ብዝብል ወፍሪ ክታበት መከላኸሊ ሕማም ቫይረስ ኮሮናን መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍደገ ማህፀንን ከምዝካየድ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ሓቢሩ፡፡ admin August 14, 2023 08 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ነዚ ኣመልኪቶም ምክትል ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ትግራይ ዶክተር ሪእየ ኢሳያስ ሎሚ 8 ነሓሰ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ ከምዝበልዎ፣ ካብ 9 ነሓሰ… Continue Reading
አብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ አጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ንምምካት ሓይሊ ዕማም (task force)ተጣይሹ ይሰራሕ አሎ። admin August 14, 2023 07 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ፕረዚዳንት አይተ ጌታቸው ረዳ አብ ክነታት ወራር ዕሰለ አምበጣ አድሂቦም ንሚድያታት ትግራይ መብርሂ ዝሃቡ ፕሬዘዳንት ጌታቸው ረዳ አብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ… Continue Reading
ኣገልግሎት ምዘና ትምህርትን ፈተናታትን ፌደራል ኣብ ትግራይ 12 ክፍሊ ካብ መስከረም 29 -ጥቅምቲ 02/2016 ከምዝወሃብ ኣፍሊጡ። admin August 14, 2023 ቢሮ ትምህርቲ ክልል ትግራይ እዉን ፈተና 12 ክፍሊ ኣብ ትግራይ ካብ መወዳእታ መስከረም ክሳብ መጀመርታ ጥቅምቲ 2016 ዓ/ም ኣብ ዘለዉ ኣርባዕተ መዕልታት ከም ዝካየድ ንድምፂ… Continue Reading
ወራር ዕሰለ ኣንበጣ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ዞባ ደቡብ ምብራቕን ዞባ ደቡብ ትግራይን ተራእዩ ። admin August 12, 2023 5 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ትግራይ ዳይረክቶሬት ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ኣይተ ሚኪኤለ ምሩፅ ንቤት ፅሕፈት ጉዳያት ኮሙዩኒኬሽን 05 ነሓሰ 2015 ዓ/ም… Continue Reading
ቢሮ ጥዕና ትግራይ ኣስታት 6 ሚሊዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ተቐቢሉ። admin August 12, 2023 5 ነሓሰ 2015 ዓ.ም እቲ ሓገዝ ብምትሕብባር ትካል መድሕን ህፃናት(UNICEF) ምስ ሚኒስተር ጥዕና ዝቐረበ ኮይኑ፣ ኣብ ትግራይ ንዘሎ ሕፅረት ናውቲ ሕክምና ብውስን መልክዑ ከምዘቃልል ነቲ… Continue Reading
ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ኣብታ ከተማ ዝህነፁ መሰረተ ልምዓታት ብቕደም ሰዓብ ኣቐሚጡ ምስ ህዝቢ ተዛትዩሎም። admin August 12, 2023 5 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ከንቲባ ከተማ መቐለ ኣይተ ይትባረክ ኣማሃ እቶም ካብ 2016 ኽሳብ 2018 ዓ/ም ክህነፁ መደብ ዝተትሓዘሎም መሰረተ ልምዓት ብመንፅር ፀገማት ህዝቢ ብቕደም… Continue Reading
ዋና ዳይሬክተር ትካል ውድብ ጥዕና ዓለም ዶክተር ቴድሮስ ኣድሓኖም ቀፃሊ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኾይኖም ክወዳደሩ ከምዘይክእሉ ገሊፆም። admin August 10, 2023 04 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ዘ ቢዝነስ ታይምስ /The Business times/ ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ዘ ቢዝነስ ታይምስ ዝተብሃለ ድሕረ ገፅ ከምዘገለፆ እንተኾይኑ… Continue Reading