ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ምስ ሴናተር ኣመሪካ ኮሪ ቡከር ኣብ ትግራይ ሰብኣዊ ረድኤት ንምጅማር ኣብ ዘክእሉ ጉዳያት ዘተ ኣካይዶም።

21 ሓምለ 2015 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣይተ ጌታቸው ኣብ ገፅ ትዊቶሮም ኣብ ዘስፈርዎ መለእክቲ ከምዝበለዎ ኣብ ትግራይ ተቃሪፁ ዘሎ ድጋፍ ሰብኣዊ…

ንዝሓለፉ ሰለስተ ዓመታት ጉዳይ ትግራይ ልዑል ኣቓልቦ ሂቦም ንዝተንቀሳቐሱ ኣባላት ኮንግረንስ ሞሳ ከምዝግብኦም ፕረዝደንት ጌታቸው ረዳ ገሊፆም ።

21 ሓምለ 2015 ዓ.ም ፕረዝደንት ጌታቸው ኣብ ቤት ፅሕፈት ባይቶ ኣሜሪካ ምስ ኣባል ኮንግረንስ ብራድ ሸርማን ተራኺቦም ኣብ ዝዘተይሉ እዋን እዩ ነዚ ዝገለፁ ። ሕዚውን…

ሓገዝ መግቢ ደው ምባል ነቶም ኣዝዮም ኣብ ከቢድ ፀገም ወዲቆም ዝርከቡ ወገናት ብጥሜት ንክሞቱ ዝገብር ጭካነ ዝተመለኦ ውሳነ እዩ ።

20 ሓምለ 2015 ዓ.ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኢንክስቲክ ሚዲያ ዝተብሃለ ንትርፊ ዘይሰርሕ ትካል ከምዝበሎ መንግስቲ ኣመሪካ ኣብ ዓለም ዝዓበየት ተቐባሊት ሓገዝ መግቢ…

መግለፂ ምክትል ፕረዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይን ሓላፊ ካብኔ ስክረተርያት ስላምን ፀጥታን ተጋደላይ ታደሰ ወረደ /ወዲ ወረደ/

ሓምለ 19/2015 ዓ/ም ተጋደላይ ታደሰ ወረደ /ወዲ ወረደ/ ኣብ እዋናዊ ኩኖታት ኣመልኪቱ ጋዜጣዊ መግለፂ ይህብ ዘሎ ኮይኑ ብፍላይ ፦ልዕሊ 50 ሽሕ ምስንባት ወይ ድማ ምቅናስ…

ሓይልታት ፅንተት ብወረራ ኣብ ዝሓዝዎ መሬት ትግራይ ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝፍፅምዎ ዘለዎ ግፍዕታት ብምቕፃል ካብ መረበቶም ንምስጓጓ ተሓንዮም።

ሓይልታት ፅንተት ብወረራ ኣብ ዝሓዝዎ መሬት ትግራይ ብፍላይ ኣብ ደቡብ ትግራይ ኣላማጣን ከባቢኣን ካብ ትማሊ17 ሓምለ 2015 ዓ/ም ጀሚሩ ገዛንገዛ እናዞሩ ምዝፈባ ከምዘካየዱን፣ ምስመሰየ ድማ…

ኣሜሪካ ኣብ ትግራይ ንዝተኻየደ ኩናት ስዒቡ ዝተፈፀሙ ገበናት ኩናትን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰላትን ተሓታትነት ንክሰፈን ግብኣ ከምትፍፅም ዳግም ኣረጋጊፃ ።

ኣብ ምኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተሓጋጋዚት ፀሓፊት ጉዳያት ኣፍሪካ ሞሊ ፊ ሎሚ ንጋዜጠኛታት ኣብ ዝሃብኦ መግለፂ ንኩናት ትግራይ ስዒቡ ኣብ ዝተፈፀሙ ገበናት ኩናትን ጥሕሰት ስብኣዊ…