መብርሂ ኣባል ዓለም ለኸ ኮሚሽን ክኢላታት ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ራዲካ ኩማራስዋሚ ኣብ ጉዳይ ፆታዊ ዓመፅ ትግራይ። admin September 18, 2023 07 መስከረም 2016 ዓ/ም (104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ኣብ ብርክት ዝበሉ ጎንፅታት ዘተኣናግዳ ብፍላይ ድማ ኣብ ሩዋንዳን ካልኦት ሃገራትን ከይደ እየ ብዝብል ዘረበአን… Continue Reading
ዜና ሹመት admin September 18, 2023 07 መስከረም 2016 ዓ/ም ፕሬዚዳንት ጌታቸው ረዳ ሓላፊን ምክትል ሓላፊን ዋና ኦዲተር ጊዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ሾይሞም። ዶክተር ንጉስ ገብረገርግስ ሓላፊ ዋና ኦዲተር ፣ ኣይተ መሉ… Continue Reading
ኣብ ዳግመ ሕውየትን ህንፀትን ትግራይ ግደ ዕቑር ዓቕሚ ደቐቕቲ፣ ኣናእሽተይን ማእኽለዎት ማኒፋክቸሪንግ ኢንዱስትሪ ትኹረት ምሃብ ኣገዳሲ ምኻኑ ተገሊፁ ። admin September 18, 2023 07 መስከረም 2016 ዓ/ም እዙይ ዝተገለፀ ኢኮኖሚ ትግራይ ንምንቕቓሕ ተሓሳቢ ብምግባር ቢሮ ኢንዱስትሪ ትግራይ ምስ ልምዓት ኢትዮጵያ ኢንተርፕራይዝን ኣብ ሕቡራት ሀገራት ትካል ልምዓት ኢንዳስትሪን ኣብ… Continue Reading
ቋንቋ ግእዝ ንምዕባይን ናብ ውሉድ ወለዶ ክሰጋገርን ኩሉ ወገን ክረባረብ ይግባእ ተባሂሉ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም እዚ ፃውዒት ዝቐረበ ቤት ትምህርቲ ቋንቋ ግእዝ ትንሣኤ ልቦና በቲ ቋንቋ ንሓደ ዓመት ከምህሮም ዝፀነሐ 16 ተምሃሮ ኣብ ዘመረቐሉ እዩ።… Continue Reading
ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ኣብ ዝርከባ ትከላት ሕርሻ መካናይዜሽንን ኣግሮ ፕሮሰሲንግን ንዝበፅሐን ሃስያ ንምዕዛብ ዝዓለመ ዑደት ክካየድ ውዒሉ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም ሰላምና ነፅንዕ ዝዓነወት ትግራይ ዳግም ንህነፅ ብዝብል ቴማ ብምንስትሪ እንድስትሪ ፌደራል ካብ 24 – 30 መስከረም 2016 ዓ/ም ጀሚሩ ኣብ… Continue Reading
ቀታሊ ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ’ዩ ተባሂሉ ብፖሊስ ክህደን ዝፀንሐ ጡርጡር ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም ሓላፊ ማሕበራዊ ጉዳያት ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝነበሩ ኣይተ ሳምሶን ተፈሪ ዘቐተለዩ ተባሂሉ ብፖሊስ ክህደን ዝፀንሐ ተጠርጣሪ ኣብ ትሐቲ ቀይዲ ከምዝወዓለ… Continue Reading
ትማሊ ቐዳም ኣብ ሃገረ ብራዚል ኣማዞን ኣብ ከቢድ ኵነታት ኣየር ትበርር ዝነበረት ሓንቲ ነፋሪት ምሕምሻሻ ስዒቡ ህይወት 14 ሰባት ሓሊፉ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም እታ ትማሊ ቐዳም ኣብ ሃገረ ብራዚል ካብ ማናውስ ናብ ባርሴሎስ ትጓዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ብሰንኪ ከቢድ ኩነታት ኣየር ካብቲ ብመደብ ዝሓዘቶ… Continue Reading
ብልዕሊ 180 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ዘመናዊ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ተሃኒፁ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ብልዕሊ 180 ሚልዮን ብር ዝተሃነፀ ዘመናዊ ማእኸል መሐብሐቢ ጀጋኑ ውግኣት ተጋደልቲ ተሃኒፁ ንግልጋሎት ድልው ከምዝኾነ… Continue Reading
ዳግመ ህንፀት ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ክውን ንምግባር ግብራዊ ምንቅስቓስ ክጅመር’ዩ። admin September 18, 2023 ዜና 06 01 2016 ዓ/ም ብሰንኪ ገበትን ወረርትን ሓይልታት ከቢድ ሃስያ ዝወረዶ ታሪኻዊ መስሕብ ትግራይ መስጊድ ኣልነጃሺ ዳግመ ህንፀቱ ንምስላጥ ብኣተሓባባርነት ዶ/ር ኣብራር ፍትውን ካልኦት… Continue Reading
ማሕበር ቅድሰት ኣርሴማ መቐለ ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ማእኸል መዕቖቢ ተመዛበልቲ ንዝርከቡ ተምሃሮ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ኣበርኪታ። admin September 16, 2023 እቲ ዝተገበረ ሓገዝ ናውቲ ትምህርቲ ካብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝርከቡ ግዱሳት ተጋሩ ብምትሕብባር ዝተረኸበ እዩ። Continue Reading