“ሃገራዊ ሚስጢራተይ ንኢትዮጵያ ኣሕሊፉ ይህብ ነይሩ’ዩ ኢለ ዝጠርጠርኩዎ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣውዒለዮ’ለኹ።” መንግስቲ ኣመሪካ። admin September 23, 2023 11 መስከረም 2016 ዓ/ም ሃገራዊ ምስጢራት ኣመሪካ ንኢትዮጵያ ኣሕሊፉ ይህብ ነይሩ ተባሂሉ ዝተጠርጠረ ኣመሪካዊ – ኢትዮጵያዊ ዝሞቦቆሉን ምስ ክፍሊታት ጉዳያት ወፃእን ፍትሕን ኣመሪካ ዝሰርሕ ኣብርሃም… Continue Reading
“ኣብ ወረዳ ሓውዜን ኣብ ልዕሊ 13 ሽሕ ሄክታር መሬት ዝተዘርኡ ዝተፈላለዩ ዓይነት ዘራእቲ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ይርከቡ።” – ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ እታ ወረዳ። admin September 23, 2023 11 መስከረም 2016 ዓ/ም ኣብ ወረዳ ሓውዜን ኣብ ልዕሊ 13ሽሕ ሄክታር መሬት ብዝተፈላለዩ ዓይነት ዘራእቲ ተሸፊኑ ግቡእ ክትትል ይግበረሉ ከምዘሎን ዛጊድ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዝርከብን… Continue Reading
ጉዱሳት ኣባላት ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ሃገረ እንግሊዝ ብልዕሊ ፍርቂ ሚልዮን ብር ወፃኢ ብሰንኪ ቁሉዕ ወራር ንዝተሃሰዩ ናውቲ ሓፈሻዊ ሆስፒታል ከተማ ዓዲግራት ፀጊኖም። admin September 23, 2023 11 መስከረም 2016 ዓ/ም ንቶም ዝተበላሸው ናውቲ ብምዕራይ ኣብ ዘረከቡሉ እዋን ተወካሊ ማሕበር ልምዓት ዓጋመ ጨንፈር ሃገረ እንግሊዝ ኣይተ ብርሃነ መለስ ከምዝገለፅዎ ኩሉ ብዛዕባ ዓዱን… Continue Reading
13 መስከረም 2016 ዓ/ም ብመሰረት ዝካየድ ዋኒናት ፅገና ካብ ንጉሆ 12 :00 ሰዓት ጀሚሩ ክሳብ ቀትሪ ሰዓት 6:00 አገልግሎት መብራህቲ ኣብ ትግራይ ከም ዝቋረፅ ኣገልግሎት ሓይሊ ኤሌትሪክ ትግራይ ኣብ ዝለኣኾ ሓበሬታ ኣፍሊጡ ። admin September 23, 2023 11 መስከረም 2016 ዓ/ም ብምኻኑ ድማ ኩሉ ዓሚል ኣገልግሎት መብራህቲ ዝቋረፅ ዘሎ ንፅገና ብምዃኑ ፈሊጥኩም ዘድልይ ቅድመ ምድላው ንኽገብር ኣገልግሎት ኤሌትሪክ ትግራይ ተላብዩ ኣሎ። Continue Reading
ኣብ 15 ከተማታት ትግራይ ዘባፅሕ ሃገር ለኸ ተጉዓዛይ ባዛርን ኤግዚብሽንን ሎሚ አብ ከተማ ዓዲግራት ኣሃዱ ኢሉ ጀሚሩ። admin September 23, 2023 11 መሰከረም 2016 ዓ.ም ንግድን ኢንዱስትርን ትግራይ ብምልዕዓል አብ ዳግመ ህንፀትን ሕውየትን ትግራይ ዓብይ ግደ ዘለዎ ሃገር ለኸ ተጉዓዛይ ባዛርን ኤግዚብሽንን ሎሚ 11 መስከረም 2016… Continue Reading
“ኣብ ትግራይ ዝተፈፀሙ ዓለም ለኸ ገበናት፣ ግፍዕታትን ምግሃስ ሰብኣዊ መሰላትን ፍትሒ ክረኽቡ ይግባእ።” – ተጋሩ ዲያስፓራ። admin September 23, 2023 11 መሰከረም 2016 ዓ.ም ተጋሩ ዲያስፓራ ኣብ ልዕሊ ትግራይ ዝተፈፀሙ ገበናት – ፍትሒ ክረኽቡ ዝፅውዕ ሰልፊ ኣብ ስዊዘርላንድ ጄነቫ ኣብ ዘካየዱሉ እዋን ተጋሩ ዲያስፓራ ትማሊ… Continue Reading
“ኣብ ትግራይ ካብን ናብን ንዘሎ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ስርዓት ንምትሓዝ ቀያዲ መስርሕ ዋጋ (ታሪፍ) ኣውፂአ’ለኹ።” – ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን ትግራይ። admin September 23, 2023 11 መሰከረም 2016 ዓ.ም ምክትል ሓላፌት ቢሮ መንገድን መጓዓዝያን ትግራይን ወ/ት ራሄል ሃይሉ ፤ ሓላፊ ፖሊስ ትራፊክ ትግራይ ኮማንደር ኣብርሃ ወረደ ኣብ ዝተረኸቡሉ ሐዚ ንጋዜጠኛታት… Continue Reading
ሲስተር መድህን ተስፋይ ዓለም ለኸ ሽልማት ሮሜሮ ተበርኪቱላ:: admin September 23, 2023 11 መሰከረም 2016 ዓ.ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ) ሲስተር መድህን ተስፋይ ኣብ ኢትዮጵያ ንኣስታት ሰለስተ ዓሰርተታት ዓመታት ደቒ ኣንስትዮ ኣብ ምሕጋዝን ህይወት… Continue Reading
ዕድመ ስልጣን ዓለም ለኸ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኣብ ኢትዮጵያ ክናዋሕን ግቡእ ምፅራይ ክገብርን ይግባእ። admin September 23, 2023 ኣባል ባይቶ ዓባይ ብሪጣንያ ዴቪድ ኣልተን 10 መሰከረም 2016 ዓ.ም ( 104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ) ዓለም ለኸ ኮሚሽን ክኢላታት ስብኣዊ መስላት ኣብ ትግራይ ኣብ… Continue Reading
ልዕሊ 4 ነጥቢ 8 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ ን6 ኣብያተ ትምህርቲ ብሓገዝ ተበርኪቱ። admin September 20, 2023 ትካል ኤስ ኦ ኤስ ልዕሊ 4.8 ሚልዮን ብር ዝዋግኦም ዝተፈላለዩ ናውቲ ትምህርቲ ኣብ ከተማ መቐለን ወረዳ ሳምረን ንዝርከባ 6 ኣብያተ ትምህርቲ ብሓገዝ ኣበርኪቱ። እተን ሓገዝ… Continue Reading