“የኢትዮጵያ ሁኔታ ኣሳስቦናል፡፡”- አውሮፓ ህብረት

የህብረቱ ከፍተኛ ሃላፊ ጆሴፕ ቦሬል ትናንት ባወጡት መግለጫ የኢትዮጵያ ሁኔታ ኣሳስቦናል ሲሉ አስታውቀዋል። የኢትዮጵያ ጎረቤቶችን ጨምሮ ሁሉም አካላት ውጥረትን ከማባባስ እንዲቆጠቡ፣ ውጥረት አባባሽ ንግግሮችን እንዲያቆሙ…

እንደ ወረደ ! የአውሮፓ ህብረት የስልጣን ዘመኑን ባከተመዉና በህዝብ ይሁንታ በተሰጠዉ የትግራይ ክልል መንግሥትን የተፈጠረዉን ኣለመግባባት ለማርገብ ጥረት መጀመሩ ተገለፀ፡፡

የአውሮፓ ህብረት የውጭ ግንኙነትና ደህንነት ፖሊሲ ምክትል ፕሬዚዳንት ጆሴፕ ቦሬሌ የተመራ ልዑካን ቡድን የስልጣን ዘመኑን ባከተመዉ ብልፅግናና በህዝብ ይሁንታ በተሰጠዉ የትግራይ ክልል መንግስትን የጠፈጠረዉን ኣለመግባባት…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ንዘሎ መጠነ ሰፊሕ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ ኣብ ቁፅፅር ንምውዓል ይሰርሕ’ለኹ፡፡”-ዉድብ ምግብን ሕርሻን ዓለም (FAO)

ዕስለ ኣንበጣ ብክራማት ተሓጊዙ ብዝያዳ ይራባሕን ካብ ሃገር ናብ ሃገር ይሰጋገርን ምስ ምህላዉ፣ ኣብዚ እዋን’ዚ ኣብ ናይ ሕርሻ መሬት፣ ኣብ ዘራእቲን ኣብ መጋሃጫን ብዘውረዶ ሃስያ፣…

“ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዘሎ ወተሃደራዊ ምቅይያርን ኣሰላልፋን ናብ ኲናት ዝእንፍት’ዩ፡፡”-ቢቢሲ

ኣብ ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዘሎ ወተሃደራዊ ምቅይያርን ኣሰላልፋን ናብ ኲናት ዝእንፍት ከምዝኾነ ሽሞም ኽዕቀበሎም ዝሓረዩ ገዳይም ኣባላት ሓይልታት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃብዎ ቃል ገሊፆም።…

“በኢትዮጵያ ከባድ ግጭት ሊቀሰቀስ ይችላል!”-ኢነተርናሽናል ክራይስስ ግሩፕ፡፡

ኣሁን የህዝብ ድምፅ ይሁንታ ያላገኘ የብልፅግና ቡድን ከትግራይ ክልል መንግስት ጋር የገባበት ፍጥጫ ከባድ ግጭት ሊቀሰቅስ እና ሀገሪቱን ሊበታትን እንደሚችል ዐለማቀፉ የግጭት አጥኝ ቡድን ኢነተርናሽናል…

“ኤምባሲ ኤርትራ ዘይሕጋዊ 2% ምእካብ ገንዘብ ከካይድ ስለ ዝረኸብኩዎ ኣብ ልዕሊ እቲ ኢምባሲ ስጉምቲ ወሲደ’ለኹ፡፡” – መንግስቲ ኔርዘላንድስ፡፡

ሚኒስትሪ ጉዳያት ወፃኢ ኔዘርላንድስ ኣብ ዘይሕጋዊ ምእካብ ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝፀንሐ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገረ ኔዘርላንድ ፤ ኣብ’ታ ሃገር ካብ ዝርከቡ ዜጋታት ኤርትራን ናይ ኤርትራ መበቆል…

የፈረንሳይ መንግሥት በቱርክ የሚገኙ ዜጎቹ ለግላዊ ደህንነታቸው ጥንቃቄ እንዲያደርጉ ኣሳሰበ፡፡

የፈረንሳይ መንግሥት ዜጎቹን ያስጠነቀቃቸው በቱርክ በሚገኘው የኤምባሲ ፅህፈት ቤቱ አማካኝነት እንደሆነ ሚድል ኢስት ሞኒተር ፅፏል፡፡ ቀደም ሲል የቱርኩ ፕሬዝዳንት ረሲፕ ጣይብ ኤርዶዋን ሐይማኖታችንን አንቋሻብናለች ያሏትን…

ንኢትዮጵያ ኣብ ዙርያ ግድብ ኣባይ ዝጠለማ ትራምፕ ዘይኮነስ ኣቦ ወንበር ጉጅለ ዕዋሉ ብልፅግና ኣብይ ኣሕመድ’ዩ፡፡

ኣብዚ ሕዚ እዋን ፕሬዝደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ብሰንኪ ዝተዛረቦ ዘረባ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ግብፅን ወጥሪ ዓሲሉ’ሎ። ፕረዝደንት ትራምፕ ኣብ ኣፍሪካ ሓያሎ ተቓዉሞ እኳ እንተተኣናገዱ ክሳብ…

ፕረዚደንት ናይጄርያ ብተቓዉሞ ትሕቆን ንዘላ ሃገሮም ንምህዳእ ንተቓወምቲ ሰልፈኛታት ፃውዒት ሰላም ኣቕሪቦም፡፡

ፕረዝደንት ናይጄርያ ሙሃመዱ ቡሃሪ ኣብ ንግዳዊት ከተማ ሌጎስ ብፖሊስ ዝፍፀም ጭካነ ዝምርምር ሰብሞያ ሕጊ ዘካተተ ጉጅለ ሎሚ ስራሕ ድሕሪ ምጅማሩ ብተቓዉሞ ትሕቆን ንዘላ ሃገሮም ንምህዳእ…

“ቱርካዉያን የፈረንሳይ ምርትን አትጠቀሙ!” ፕረዚዳንት ቱርክ ኤርዶጋን

የቱርኩ ፕሬዝደንት ረሲፕ ታይፕ ኤርዶጋን ቱርካውያን የፈረንሳይ ምርትን ከመጠቀም እንዲቆጠቡ ጥሪ አቀረቡ። በቴሌቪዥን በተላለፈ ንግግራቸው በፈረንሳይ በሚገኙ ሙስሊሞች ላይ ጫና እየደረሰ ነው ብለዋል። ከዚህ ቀደም…

እስራኤል ዋጋ 5 ሚልዮን ዶላር ስርናይ ናብ’ታ ሓዳሽ ‘መሓዛኣን ኣፍልጦ ከም ሃገር ዝሃበታን’ ሱዳን ክትልእኽ እያ።

ሱዳን ንእስራኤል ኣፍልጦ ካብ ዝሃባ ሃገራት ዓረብ ሓምሸይቲ ኮይና ኣላ። ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር እስራኤል ቤንጃሚን ናታንያሁ ናብታ ‘ሓዳሽ መሓዝኣን ከም ሃገር ኣፍልጦ ዝሃበታን’ ሱዳን…

የአረብ ሃገራት በፈረንሳይ ምርቶች ላይ ያለመጠቀም አድማ እያደረጉ ነዉ፡፡

የፈረንሳይ ምርቶችን ያለመጠቀም አድማ የተቀሰቀሰዉ የፈረንሳዪ ፕሬዝዳንት ኢማኑኤል ማክሮን አስተያየትን ተከትሎ ነዉ፡፡ ፕሬዝዳንት ማክሮን “መምህራችንን ያሳጡን አክራሪ እስላማዊ ታጣቂዎች ናቸዉ፤እነርሱ የወደፊት መልካም ህልማችንን ሊነጥቁን ይፈልጋሉ፤እኛ…