ሃገረ ኣንጎላ ማሕበር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ዕዳጋ ነዳዲ ክንህር ንዘተኣታተዎ መስርሕ ምንካይ ፍርያት ነዳዲ ምጉዳል ብምኹናን ካብ ኣባልነት ‘ቲ ማሕበር ከምዝወፀት ኣፍሊጣ።

13 ኣባላትን 10 መሓዙትን ዝሓቖፈ ማሕበር ኣፈረይቲ ነዳዲ ሃገራት (OPEC) ዋጋ ነዳዲ ከይንኪ ንምግባር ኣፍረይቲ ነዳዲ ሃገራት ኣብ 2024 ናብ ዕዳጋ ዘቕርብኦ መጠን ፍርያት ክጎድል…