ግድቡን የሸጡት የብልፅግና እድር ሊቀመንበር ኣብይ ኣህመድ ፊታቸዉ ወደ ቴለ ኣዙሯል፡፡

ህገወጡ የድሩዬዎች ስብስብ እድር ብልፅግና ሊቀመንበር ኣብይ ኣህመድ ኢትዮጵያን ለከባድ የድህንነት ኣደጋ የምያገልጥ የቴሌኮም ሽያጭ ለማከናወን ከ12 ዓለም አቀፍ የቴሌኮም ኩባንያዎች የኮሚኒኬሽን ኦፕሬተር ፍቃድ ለመስጠት…

በንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ በግለሰብ ቤት ውስጥ የተገኘ ከ2 ሚሊዮን ብር በላይ ኣዲሱን የኢትዮጵያ ብር ኖት በቁጥጥር ስር ዋለ በሚል ሰበብ በህገ ወጡ የብልፅግና ቡዱን እንደተወሰደባቸዉ ተገለፀ።

በንፋስ ስልክ ላፍቶ ክፍለ ከተማ በግለሰብ ቤት ውስጥ ተገኘ የተባለዉን ከ2 ሚሊዮን ብር በላይ አዲሱ የብር ኖት በቁጥጥር ስር መዋሉን በመግለፅ ፤ ማንኛዉም ኢትዮጵያዊ ከኣንድ…

የኢትዮጵያ አየር መንገድ የቻይና መንግስት በኣየር መንገዱ እገዳ እንደሚጥል መዛቱን ተከትሎ በአዲስ አበባ ያለ የሲልክ ሮድ አጠቃላይ ሆስፒታል የኮሮና ምርመራ ውጤት እንደማይቀበለዉ ኣስታወቀ፡፡

የኢትዮጵያ አየር መንገድ፤ በአዲስ አበባ የሚገኘውን የሲልክ ሮድ አጠቃላይ ሆስፒታል የኮሮና ምርመራ ውጤት እንደማይቀበል አስታወቀ። አየር መንገዱ ከዚህ ውሳኔ ላይ የደረሰው ከሆስፒታሉ ከኮሮና ነፃ መሆናቸውን…

“ብሰንኪ ምክልኻል ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ካብ ገዝኡ ከይወፅእ ዝተፈርደሉ ህዝቢ ኤርትራ ከቢድ ህይወት የሕልፍ ኣሎ፡፡”-ሬድዮ ኤረና፡፡

ኣብ ኤርትራ ፣ መብራህቲ ዘይምህላው ከም ንቡር ካብ ዝውሰድ ነዊሕ ዓመታት ኣቝፂሩ’ዩ።ስሩዕ ኣገልግሎታት ማይን ኤሌክትሪክን ኣብ ኤርትራ ብስርዓት ህግደፍ ክህልዉ’ዩ ዝብል ሓሳብ’ውን ንዝበዝሐ ህዝቢ ዳርጋ…

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ን24 ሰዓታት ኣብ ምንፃግ ኬሚካል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ልዑል ዓቕሚ ዘለወን 2 ቦጣት ናብ ስራሕ ኣዋፊራ፡፡

ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ዕስለ ኣምበጣ ንምምካት ለይትን ቐትርን ኣገልግሎት ስራሕቲ ምንፃግ ዘሰላስላ 2 ነፀግቲ ኬሚካል ምስ ማይ ቦጥ ዘመላልሳ ምስ ምሉእ መሳሪሒአን ናብ መኸተ ዕስለ…

ማእኸል ሙዝየም ጀጋኑ ሓወልቲ ሰማእታት ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣጎልግሎት ምሃብ ምዕዛብ ንዑደተኛታት ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡

ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣተሓባበሪ ከይዲ ስራሕ ቤተ- መዘክርን ቤተ – መፃሕፍትን ኣይተ ወልደ ሰላማ ተስፋይ ከምዝበልዎ፤ ካብቲ ዘፈር ዑደት ታሪኽ ኽርክብ ዝግበኦ ዝነበረ…

“የኣንበጣዉ መንጋ በሰብል ላይ እያደረሰ ያለዉ ጉዳት ሲታይ ብዙ ክብደት የሚሰጠዉ ኣይደለም፡፡”- የህገ ወጡ የዱሩዬዎች ስብስብ ብልፅግና ሊቀመንበር ኣብይ ኣሕመድ፡፡

በኢትዮጵያ የተከሰተው በረሃ አንበጣ መንጋ ታርሶ በነበረ 420 ሺህ ሄክታር መሬት ላይ ጉዳት ማድረሱን ብዙ የሚጋነንና ክብደት የሚሰጠዉ እንዳልሆነ የህገወጡና የዱሩዬዎች ስብስብ ብልፅግና ሊቀመንበር አብይ…

በዓል ሃፍቲ ኣይተ ዘርኡ ገ/ሊባኖስ ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ንግልጋሎት ደም ባንኪ እትዉዕል ሓንቲ ኣምቡላንስ ንሆስፒታል ለምለም ካርል ከተማ ማይጨዉ ብሓገዝ ለጊሶም፡፡

ሓላፊ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ደ/ር ሓጎስ ጎዲፋይ ኣብቲ ቦታ ተረኺቦም ከምዝበልዎ፡ እቶም በዓል ሃፍቲ ኣብዚ ፀበባ እዋን ኣብ ጎኒ ህዝብን መንግስትን ትግራይ ብምስላፍ ብርክት…

ሓረስታይ ንእስቲ ዋዕሮ ወ/ሮ ሙሉ ሃይሉ ዞባ ደቡብ ካብ ጉዱስ ወገን ሓገዝ ገንዘብ ረኺባ!

ሓረስታይ ንእስቲ ዋዕሮ ወ/ሮ ሙሉ ሃይሉ ኣብ መኸተ ዕስለ ኣንበጣ ንዘርኣየቶ ምንቅስቓስን በቲ ዕስለ ንዝበፅሓ ጉድኣትን ጊዝያዊ ደገፍ ካብ ሓደ ጉዱስ ወገን ሓገዝ ተገይሩላ፡፡ሓረስታይ ንእስቲ…

ጎና ጎኒ ምክልኻል ዕስለ ኣንበጣ ኩሎም ዝራእቲ ምእካብ ከም ዘድሊ ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ኣፍሊጡ፡፡

ማእኸል ምርምር ሕርሻ ኣኽሱም ምስ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ወረዳ ኣሕፈሮም ብምትሕብባር ኣብ ወረዳ አሕፈሮም ጣብያ እንዳማርያም ዝተመሓየሹ ዓሌታት ስርናይ ብስፍሓት ስራሕቲ ምፍላጥ እናካየደ…

“ኣብ ዝሓለፉ ኣስታት ሰለስተ ዓመታት ዝረአ ዘሎ ታሪኽ ሰረሓይነት መንእሰይ ትግራይ ብቓላት ንምግላፅ ዝኸብድ ድሙቕ ገድሊ’ዩ።” – ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል፡፡

ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ንዚ ሓሳብ እዚ ዝገለፁ ሐዚ ብማሕበራዊ ሚድያ ፌስቡክ ኣብ ዝዘርግሕዎ መልእኽቲ’ዩ፡፡ሙሉእ ትሕዝቶ መልእኽቶም ከምዘለዎ እንሆ!”መናእሰይ ሞተርን ቀላስን ናይዚ መድረኽ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ!ናይ…