ኣብ ጉዳይ ክፍሊትን ምዝገባን ተምሃሮን ዉልቀ ኣብያተ ትምህርቲ ክልልና ኣመልኪቱ ዝረአ ዘሎ ዘይሙዕሩይ ወርሓዊ ክፍሊት ተምሃሮ ዝምልከቶ ኣካልስ ይፈልጦዶ’ሎ? fmadmin November 3, 2020 ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻልን ምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ብዘይካ 8ይን 12 ክፍልን ተምሃሮ እቶም ዝተረፉ ደረጃታት ትምህርቲ ስሩዕ ትምህርቲ ንኽጅምሩ ዝሃቦ ዉሳነ ኣዋጅ ከምዘየለ… Continue Reading
ከትግራይ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ የተሰጠ መግለጫ fmadmin November 3, 2020 በግፍ በተገደሉ ንፁሃን ዜጎች ደም፣ የፖለቲካ ትርፍ ለማግኘች መሯሯጥ፣ በግፍ ላይ ግፍ መፈፀም ብቻ ሳይሆን፣ እንደተለመደው እውነታውን ለማድበስበስ የሚደረግ ኣደገኛ ፀረ-ህዝብ ሴራ ነው፡፡ ከሁሉ በማስቀደም፣… Continue Reading
ማእኸል ሙዝየም ጀጋኑ ሓወልቲ ሰማእታት ኣቋሪፁዎ ዝነበረ ኣጎልግሎት ምሃብ ምዕዛብ ንዑደተኛታት ብዕሊ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle October 20, 2020 ኣብ ማእኸል ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ኣተሓባበሪ ከይዲ ስራሕ ቤተ- መዘክርን ቤተ – መፃሕፍትን ኣይተ ወልደ ሰላማ ተስፋይ ከምዝበልዎ፤ ካብቲ ዘፈር ዑደት ታሪኽ ኽርክብ ዝግበኦ ዝነበረ… Continue Reading
ህፁፅ ፃዉዒት መኸተ ዕስለ ኣንበጣ ካብ ምምሕዳር ከተማ መቐለ fm-mekelle October 19, 2020 ዕስለ ኣንበጣ ናብ እልኪን ዳግያን ኣትዩ ናብ ደብሪ ዓዲ ሑፃ ኣንፈት ይሓልፍ ስለዘሎ ኩሉ ጉዱስ ወገን ከቲቱ ዝራእቲ ክራማት ከድሕን ብኻልእ ወገን ድማ እቲ ዕስለ… Continue Reading
ፋብሪካ ሲሚንቶ መሰቦ_ትእምት ብእኩባት ዕዋሉ ጉጅለ ብልፅግና ንዝተጓነየ ተምሃራይ ትግራይ ዝዉዕል 27.6 ሚልየን ብር ዝዋግኦም 3 .4 (ሰለስተ ነጥቢ አርባዕተ) ሚልየን መሸፈኒ አፍን አፍንጫን ንተምሀሮ ትግራይ ኣወፍዩ። fm-mekelle October 16, 2020 0 Continue Reading
ህፁፅ ፃዉዒት ሓገዝ ንነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን ብሙሉእኹም! fm-mekelle October 16, 2020 ወራር ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ብፍላይ ኣብ ከባቢ ዳግያን ሓዱሽ ህንፃ መለስ ኣካዳሚን ፤ ደብሪ ፣ዓዲ ሑፃን ዓሲሉ ይርከብ፡፡ ኣቀማምጣ እቲ መሬት ድማ… Continue Reading
ሰራሕተኛታት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ንመኸተ ወራር ኣንበጣ ናብ ዞባ ደቡብ ኣትዮም፡፡ fm-mekelle October 12, 2020 ሰራሕተኛታት 104.4 ሬድዮ FM መቐለ ኣንፃር መኸተ ወራር ኣንበጣ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ሃይሃይታ ዉራይ መኸተ እጃሞም ንምብርካት ከምሃገሮም ከቲቶም፡፡ 0 Continue Reading
ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ዝተዳለወ 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስቲዮ ትግራይ fm-mekelle August 19, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 13/12/2011) እቲ መበገስኡን መዛዘሚኡን ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝነበረ ውድድር ልዕሊ 1500 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ኮይኑ አትሌት ገነት ሳህለ ካብ ወረዳ እንደርታ 1 ይቲ፣ ኣሰፉ… Continue Reading
ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ክፍለ ከተማ ሓድነት ኣብዚ ዓመት ንዝወሃብ ክልላውን ሃገራውን ፈተና ምድላዋት ይገበር ከምዘሎ ኣፍሊጡ፡፡ fm-mekelle June 7, 2019 (ኤፍኤምመቐለ 29/09/2011)ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ክፍለ ከተማ ሓድነት መምህር ኣብርሃ ክፍሉ ኣብ 2011 ዓ/ም ከም ክፍለ ከተማ ጠቕላላ ክልላዊ ተፈተንቲ ማለት እውን 8ይ ክፍሊ 1… Continue Reading
ባይቶ ከተማ መቐለ ኣብ ራብዓይ ዘበን መበል 24 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ብምሕላፍ ተዛዚሙ ። fm-mekelle April 22, 2019 ሓላፊ ቤት-ፅሕፈት ርክብ ህዝብን መንግስትን ከተማ መቐለ ኣይተ ዘመንፈስቅዱስ ፍስሃ ን104.4 ሬድዮ ኤፍ ኤም መቐለ ኣብ ዝሃብዎ ቃለ-መሕትት ብምክትል ከንቲባ ኢንጅነር ኣርኣያ ግርማይ ዝቀረበ ፀብፃብ… Continue Reading
ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ብልዕሊ 11 ሚሊዮን ብር ዝህነፅ ዘሎ ምንፃፍ እምኒ fm-mekelle April 9, 2019 (ኤፍ ኤም መቐለ 30/07/2011) ኣብ ክፍለ ከተማ ሰሜን ብልዕሊ 11 ሚሊዮን ብር ዝህነፅ ዘሎ 1ነጥቢ 5 ኪሎ ሜትር ስራሓቲ ምንፃፍ እምኒ ልዕሊ 60 ሚኢታዊ ከምዝበፅሓ… Continue Reading
በዝሒ ተገልገልቲን ዓቅሙን ክመጣጠን ከምዘይ ከኣለ ሆስፒታል መቐለ ገሊፁ፡፡ fm-mekelle April 2, 2019 ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 450 ዜጋታት ግልጋሎት ሕክምና እናሀበ ዝርከብ ሆሰፒታል መቐለ ሟ ዘሎ ፅበት በተን ቀረብ ናውቲ ሕክምናን በዝሒ ተገልጋላይን ክመጣጠን ከም ዝክእል ተገሊፁ ኣሎ፡፡… Continue Reading
ህዝቢ ትግራይ ጎና ጎኒ ሓድነቱ ብምስጣም ንሰላም ዝገብሮ ምንቅስቓስ ንምግሃድ ልምዕቲ ትግራይ ለይትን ቀትርን ክሰርሕ ይግባእ ኢሎም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል fm-mekelle March 30, 2019 ተወሳኪ ብድምፂ ይስምዑ 0 Continue Reading
ኣብ መንጎ ትካላት ጥዕና ዘሎ ምቅብባል ማለት እውን ሪፈራል ዝወሃብ ሕክምና ንተሓከምቲ ንተወሳኺ ወፃእን ምንግልታዕን የቃልዖም ከምዘሎ ሓደ መፅናዕቲ ኣመላኺቱ፡፡ fm-mekelle March 29, 2019 ሓለፊ ምምሕዳር ፅሬት ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ዓይደር ሪፈራል ሆስፒታል ኣይተ መንግስቱ ሓጋዚ ብ 30 ትካላት ጥዕና ዘሎ ቅብብል ንተሓከምቲ የንገላትዕ ከምዘሎ ዕላዊ ኣብ ዝገበርዎ መፅናዕቲ… Continue Reading
ተወከልቲ ቐዋሚ ኮሚቴ ሃፍቲ ተፈጥሮን ኢነርጅን ፌደራል ኣብ ጉዳይ ሕፅረት ማይን ግልጋሎት መብራህትን ምስ ዓበይቲ ዓዲ ከተማ መቐለ ዘተ ተኻይዱ፡ fm-mekelle March 29, 2019 ተሳተፍቲ እቲ መድረክ ዝኾኑ ዓበይቲ ዓዲ ኣብ ከተማ መቐለ ሰፊሕ ፀገም ሕፅረት ማይ ከምዘሎ ብምግላፅ እቲ ፀገም ዘላቒ መፍትሒ ንኽረክብ ትኩረት ሂብኩም ክትሰርሑ ይግባእ ኢሎም፡፡… Continue Reading