ንነዊሕ እዋን ፕረዚደንት ሃገረ ኬንያ ኮይኖም ዘገልገሉ ዳኒኤል ኣራፕ ሞይ ኣብ 95 ዓመቶም ዓሪፎም።

(ኤፍኤምመቐለ  26/05/2012)ካልኣይ ፕረዚደንት ሃገረ ኬንያ ዝነበሩ ዳኒኤል ሞይ ናብ ሎሚ ሰሉስ ኣብ ዘውግሕ ለይቲ ከምዝሞቱ ቢቢሲ ንመግለፂ ፕረዚደንት ኡህሩ ኬንያታ ብምጥቃስ ኣፍሊጡ ኣሎ።ካብ 1978 ክሳብ…

ሑቡራት ኣሜሪካ ድሕሪ 30 ዓመታት ንመራሒ ኣፍሪካዊት ሃገር ሱዳን ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ወግዓዊ ምብፃሕ ንኸካይድ ዓዲማ፡፡

ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ሑቡራት ኣሜሪካ  ድሕሪ 30 ዓመታት ንመራሒ ሉኣላዊ ቤት-ምኽሪ ኣፍሪካዊት ሃገር ሱዳን ሌተናል ጀነራል ዓብደል ፋታሕ ኣል-ቡርሃን ንዋሽንግተን ዲሲ ዓዲማቶም ዘላ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን…

ኣብ ወረዳ ኣስገዳ ፅምበላ ከተማ ክሳድ ጋባ ንኽብሪን ዝኽርን መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ሓወልቲ ሎሚ ተመሪቑ፡፡

  (ኤፍኤምመቐለ  26/05/2012) ኣብቲ ኣብ ከተማ ክሳድ ጋባ ብነበርቲ ፣ ገዳይም ተጋደልትን ስድራ ስዉኣትን ዝሳተፉሉ ዘለዉ ዉዕዉዕ በዓል ብልዑል ፅምብል ይኽበር ከምዘሎን ንኽብሪን ዝኽርን መበል…

ሃገረ ሶማል ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ልዕሊ ዓቕማ ስለዝኾና ህፁፅ ሓገዝ ሓቲታ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  25/05/2012)ሚኒስትሪ ሕርሻ ሃገረ ሶማል ከምዝሓበሮ እዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ዉሽጢ 25 ዓመታት ተራእዩ ዘይፈልጥ ተዘርጊሑ ዘሎ ዕስለ ኣንበጣ ኣብ ድሕነት ምግቢ ሶማል እቲ…

ብሓድሽ ቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ቻይናዉያን ኣገልግሎት ሕክምና ዝዉዕል ኣብ ዉሽጢ ሸሞንተ መዓልቲ ዝሃነፀቶ ሆስፒታል ንኣገልግሎት ድልው ኮይኑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  25/05/2012)ብኮሮና ቫይረስ ናይ ዝተለኽፉ ሰባት ቁፅሪ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን ቻይና ኣብ ቀንዲ ማእከል ለበዳ እቲ ቫይረስ ኣብ ዝኾነት ከተማ ውሃን ኣብ ሸሞንተ…

ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ንመጠናኸሪ ዉድብ ህወሓት ልዕሊ 2.4 ሚልዮን ብር ተለጊሱ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  20/05/2012) “መስመርና ኣፅኒዕና ንመኸተ ” ብዝብል መሪሕ ጭርሖ ትማሊ ዕለት 19 ጥሪ 2012 ዓ.ም ኣብ ወረዳ ቃፍታ ሑመራ ኣብ ዝተሰላሰለ መድረኽ እቶት 2,419,950 ቅርሺ …

ኣብ ኢራን ዝተሓምሸሸት ንነፋሪት መጉዓዝያ ዩክሬን -ኢራን ከምዝወቕዐታ ኣሚና፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/05/2012)ኣብ ኢራን ዝተሓምሸሸት 176 ገያሾ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት መጎዓዝያ ዩክሬን ብመስመር ከባብታት ድሕንነት ኢራን ትበርር ስለዝነበረት ሓይልታት ምክልኻል ኢራን ብጌጋ ብሚሳይል ከምዝሃረማ  መንግስቲ ኢራን…

ኣመሪካ ምስ ኢራን ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ክትላዘብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  30/04/2012)ኣመሪካ ዕቱብ ልዝብ ክትገብር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ ዘላ ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኸቶ ደብዳበ ምዃኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡         እቲ ብመንገዲ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ውድብ…

ኣብ ብዙሓት ከተማታት ምዕራብ ኦሮሚያ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ተቛሪፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/04/2012) ካብ መፈለምታ ናይዚ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ማለት’ውን ምዕራብን ምብራቕን ወለጋ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ሆሮጉድሩን ቄለምን ወለጋ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ኣገልግሎት ሞባይል ስልኪን…

ኢራን ንወተሃደራት ኣሜሪካ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈንያ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/04/2012)ኢራን ብትእዛዝ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ዝተቐተለ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ኢራን ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ሕነ ንምፍዳይ ዘተኮረ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝመደብሩ ክልተ ወተሃደራዊ መዓስከር…