ኣብ ኢራን ዝተሓምሸሸት ንነፋሪት መጉዓዝያ ዩክሬን -ኢራን ከምዝወቕዐታ ኣሚና፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/05/2012)ኣብ ኢራን ዝተሓምሸሸት 176 ገያሾ ሒዛ ዝነበረት ነፋሪት መጎዓዝያ ዩክሬን ብመስመር ከባብታት ድሕንነት ኢራን ትበርር ስለዝነበረት ሓይልታት ምክልኻል ኢራን ብጌጋ ብሚሳይል ከምዝሃረማ  መንግስቲ ኢራን…

ኣመሪካ ምስ ኢራን ብዘይ ዝኾነ ቅድመ ኩነት ክትላዘብ ከምትደሊ ኣፍሊጣ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  30/04/2012)ኣመሪካ ዕቱብ ልዝብ ክትገብር ድልውቲ ከምዝኾነት ኣፍሊጣ ዘላ ንውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣብ ዝለኣኸቶ ደብዳበ ምዃኑ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡         እቲ ብመንገዲ ልኡኽ ኣመሪካ ኣብ ውድብ…

ኣብ ብዙሓት ከተማታት ምዕራብ ኦሮሚያ ኣገልግሎት ኢንተርኔት ተቛሪፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/04/2012) ካብ መፈለምታ ናይዚ ሰሙን ጀሚሩ ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ማለት’ውን ምዕራብን ምብራቕን ወለጋ፡ ከምኡ ድማ ኣብ ሆሮጉድሩን ቄለምን ወለጋ ኣገልግሎት ኢንተርኔትን ኣገልግሎት ሞባይል ስልኪን…

ኢራን ንወተሃደራት ኣሜሪካ ዒላማ ዝገበረ መጥቃዕቲ ሚሳይል ፈንያ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/04/2012)ኢራን ብትእዛዝ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ናይ ዝተቐተለ ዋና ኣዛዚ ሰራዊት ኢራን ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ሕነ ንምፍዳይ ዘተኮረ ኣብ ዒራቕ ኣብ ዝመደብሩ ክልተ ወተሃደራዊ መዓስከር…

ኣብ ካዛኪስታን 98 ተሳፈርቲ ፅዒና እትጎዓዝ ዝነበረት ነፋሪት ምውዳቓ ስዒቡ ብውሑዱ 14 ሰባት ከም ዝሞቱ ሰብ መዚ እታ ሃገር ሓቢሮም።

(ኤፍኤምመቐለ  17/04/2012እታ ነፋሪት ካብ ከተማ ኣልማቲ ተበጊሳ ናብ ርእስ-ከተማ ካዛኪስታን ኑር-ሱልጣን ክትበርር ምስተበገሰት ኣብ ውሽጢ ሒደት ደቓይቕ ወዲቓ ከምዝተሓምሸሸት ተገሊፁ።  እታ ነፋሪት ክትበርር ከላ እቲ…

ኦነግ ኣዲስ ኣበባ ዋንነታ ናይ ኦሮሚያ ምዃና ክሳብ ዝረጋገፅ ኽቃለስ እየ ኢሉ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  06/04/2012      ኣዲስ ኣበባ ምስ ኦሮሚያ ብታሪካዊ ድሕረ ባይታ ናይ ኦሮሚያ ምዃና ንምርግጋፅ  ክንቃለስ ኢና ክብል ግንባር ናፅነት ኦሮሞ ገሊፁ ፡፡            ኣመራርሓ እቲ ሰልፍን…

መንግስቲ ብሽም ዲሞክራሲ ሃገር ንዘፍረሱ ውልቀ ሰባት ኣይዕገስን ኢሎም ፕረዝደንት ክልል ኦሮምያ ኣይተ ለማ መገርሳ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 02/08/201) ኣብ ኮንፈረንስ ሰላም ክልላት ኦሮምያን ቤንሻንጉል ጉምዝን ዝተረኸቡ ኣይተ ለማ መንግስቲ ክልሎም ብሽም ዲሞክራሲ ዓዲ ክበታትኑ ንዝደልዩ ኣካላት ከምዘይዕገስ ገሊፆም፡፡ መንግስቲ…

መናእሰይ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ነፈሲ ወከፍ ኣባል ዝተኣከበ መበገሲ ካፒታል ብምውህላል ብማሕበር ተወዲቦም መነባብርኦም ይልውጡ ከምዘለዉ ተገሊፁ

ኣብ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ካብ ነፈሲ ወከፍ ኣባል ዝተኣከበ ብር 70 ሽሕ ምስ ካብ ውሕስና ፈንድ ዝተረከበ ብር 100 ሽሕ ብሓፈሻ ብር 170,ሽሕ መበገሲ ካብታል…

ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይ ፍቓድ መንበሪ ይነብሩ ዝነበሩ 450 ኢትዮጵውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ከባብታት ጅዳን ጂዛንን ብዘይካ ፍቃድ መንበሪ ይነብሩ ዝነበሩ ኢትዮጵውያን ብዓርሰ ፍቓዶም ናብ ሃገሮም ምምላሶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ…