ላዕለዋይ ኢራናዊ ጀነራል ብኣመሪካ ተቐቲሉ፡፡ ኢራን ብወገና ሕነ ንምፍዳይ ተሓንያ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/04/2012)መንግስቲ ኣመሪካ ኵድስ እናተብሃለ ንዝፅዋዕ ፍሉይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ብላዕላዋይነት ዝመርሕ ዝነበረ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ከምዝተቐትለ ኣፍሊጡ።             እዚ ኣብ ዒራቕ ዝተቐትለ ጀነራል አብ…

ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ ግደ ሱታፌ ዝተፈላለዩ ዉድባት ዑዙዝ ምዃኑ ተገሊፁ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  11/04/2012 እዚ ዝተገለፀ ዩንቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘዳለዎ  መድረኽ ዋዕላ ረብሓ ትግራይ እንትኸውን ኣብቲ መድረኽ ብርክት ዝበሉ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ከምዘቕረቡን ብራኸ ዕቤት ትግራይ ኣብ ምርግጋፅ…

“ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ተባሂሉ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012   “ኢትዮጵያ ዘርቀቐቶ ሕጊ ዘረባ ፅልኣትን ስኑዕ ሓበሬታን መሰል ምዝራብ ኣብ ሓደጋ ዘእቱ እዩ” ክብል ዓለም ለኸ ትካል ተጣባቒ ሰብኣዊ መሰል ( ሂዩማን ራይትስ…

ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012    ካብ ሞንጎ እቶም ኣባላት ኮምሽን ኣርቀቕቲ ሕገ መንግስቲ ሃገርና እቶም 4 ጥራይ እዮም ኣምሓራ ዘይኮኑ ክብላ ኣምባሳደር ገነት ዘዉዴ ገሊፀን፡፡             ኣምባሳደር ገነት…

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ምዝራብ ናፅነት ተርእዮታት ምዕፋን ከምዘሎ ሲፒጄ ከሲሱ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 2019 ዝተኣሰሩ ነጠፍቲ ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ከምዘለዉን ዝ መብዛሕተኦም “ብናይ ጋዜጠኝነት ሞይኦም ዘይኮነስ፡ ብፖለቲካዊ ንጥፈታቶም ዝተኣሰሩ እዮም ማእሰርቲ ናይዞም ጋዜጠኛታትን…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሃገርና ብፌደራል ፖሊስ ክሕለዋ እየን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012   ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሃገርና ብሓለዋ ፌደራል ፖሊስ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃረን ከሰላስላ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ወሲኑ ፡፡         ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን…

ስነ ስርዓት ሽልማት ኖቤል ሰላም ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ኦስሎ ተቓዎሞ ኣተኣናጊዱ ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012    ሽልማት ኖቤል ሰላም ንደላይን ፃዕራምን ሰላም እምበር  ብኣፉ ጠራይ ስብከተ ሰላም ንዘሰጉም ኣፈኛ ኣይግባእን ፣ ነባሪ ሰላም እምበር ሽማዊ ሰላም ኣየድልየናን ክብሉ ኤርትራዉያን…

ኣብ ኢትዮጵያ ሳእሪሩ ዘሎ ቃልዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ዘይሩጉዕ ፖለቲካ እዛ ሃገር ዝፈጠሮ’ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/03/2012   ኣብ ኢትዮጵያ ሳእሪሩ ዘሎ ቃልዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ናብ ሕጋዊ መስርሕ ንምእታዉ ፈለማ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ፖለቲካዊ ቁሉዉላዉ እዛ ሃገር ምስ ዝፍታሕ ጥራይ…

ዶ/ር ኣብይ “ኣነ ኣፍቲ ስነ ስርዓት ሽልማት መግለፂ ኣይህብን” ኢሉ፡፡

  (ኤፍኤምመቐለ  27/03/2012     መራሒ ሰላም ኣልቦ ሃገርናን ተሸላሚ ኖቤል ሰላም ዓለምናን ቀዳማይ ሚኒስትር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ   ኣብ ድሮ እቲ ስነ ስርዓት ሽልማት መግለፂ ከምዘይህብ ንኣሰናዳኢ ኮሚቴ…