ኣሜሪካ ንውድብ ጥዕና ዓለም እትገብሮ ሓገዝ ደው ከምተብሎ ምግላፃ ስዒቡ ዶናልድ ትራምፕ ሓያሎ ነቐፌታን ወቐሳን ይዉሕዘሉ ከምዘሎ ቢቢሲ ሓቢሩ፡፡

ፕረዝዳንት ዶናልድ ትራምፕ “ውድብ ጥዕና ዓለም ቫይረስ ኮሮና ክስፋሕፋሕ ኣብ ዝጀመረሉ እዋን ብግቡእ ክሰርሕ ዘይምኽኣሉን ድኽመቱ ክሸፋፍን ምፍታኑን መፅናዕታዊ ዳህሳስ ከነካይድ ኢና” ድሕሪ ምባሎም “ክሳብ…

መንግስቲ ህንዲ ካብን ናብን ምንቅስቓስ ዜጋታቱ ዝድርት ኣዋጁ ን3 ሰሙን ኣናዊሑ፡፡

 ኣብ ዓለምና ብበዝሒ ህዝቢ ኣብ ቅድሚት እትስራዕ ሃገረ ህንዲ ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃርን ንምግታእን ዜጋታታ ካብን ናብን ምንቅስቓስ ንምድራት ዘዉፀአቶ ሁፁፅ እዋን ኣዋጅ ንዝቕፅሉ ሰለስተ…

ህዝቢ ዓለም ብዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝሕቆነሉ ዘሎ እዋን ሰሜን ኮሮያ ፈተነ ቶኽሲ ሚሳይል ኣካይዳ፡፡

ህዝቢ ዓለም ብዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝሕቆነሉ ዘሎ ኣብዚ ሐዚ እዋን ሰሜን ኮሮያ ብርክት ዝበሉ ፈተነ ቶኽሲ ሚሳይል ሓፂር ርሕቐት ከምዘካየደት ማዕከን ዜና ሮይተርስ ፀብፂቡ፡፡…

ደቡብ ኮርያ “ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገራ ንዝኣትዉዋ ኩሎም ምርምራ ቫይረስ ኮሮና ኽገብሩ’ዮም” ኢላ፡፡

ደቡብ ኮርያ ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገራ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ እንተነኣሰ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ጊዝያዊ መፅንሕን መከታተልን ዝተዳለወ ቦታ ከምዝፀንሑን ንኹሎም ክኣ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ከምተካይደሎም አፍሊጣ።…

ቫይረስ ኮሮና ንፍርቂ ቢልዮን ሰባት ናብ ድኽነት ከእትው ይኽእል’ዩ ተባሂሉ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቁጠባ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ምዝሕሓል ንፍርቂ ቢልዮን ሰባት ናብ ድኽነት ከእትዎም ከምዝኽእል ንመፅናዕታዊ ፀብፃብ ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት…

ኣብ ኤርትራ ክልተ ሓደሽቲ ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ተረኺቦም፡፡ ሚኒስትሪ ጥዕና እታ ሃገር።

ሚኒስትሪ ጥዕና ትማሊ ምሸት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ሓንቲ ጓል 61 ዓመት ወላዲትን ወዲ 32 ዓመትን  ብዝተገበረሎም ምርመራ ግዳይ ቫይረስ ረኽሲ ቫይረስ ይኖም ምርካቦም ሓቢሩ፡፡  እዚ…

ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ግብፃዉያን ካብ ኣፍልጦ ሰበስልጣን ሃገርና ወፃእ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተሰዊሮም፡፡

ብኣንፈት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብመቐበሊ ልዑል ክብሪ ሰበስልጣን (VIP) ናብ ኢትዮጵያ ዝኣተዉ ግብፃዉያን ካብ ኣፍልጦ ላዕለዎት ሰበ ስልጣን ሃገርናን ሃገራዊ ድሕንነትን ብምስዋር ጠፊኦም…