ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዓማዊላ ኣገልግሎት ክፍሊቶም ዝፍፅምሉ እዋን ከናዉሕየ ኢላ፡፡

ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ብሰንኪ ንምክልኻልን ንምግታእን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ዝግበር ዘሎ ምንቅስቓስ ስዒቡ ንዘሎ ቁጠባዊ ምዝሕሓል ኣብ ግምት ብምእታዉ ኣገልግሎት ክፍሊቶም ዝፍፅምሉ እዋን ንምንዋሕ…

ኣብ መፍለይን ምክትታልን ተፈልዮም ዝፀንሑ 554 ወገናት ናብ ህዝቢ ክሕወሱ ተገይሩ፡፡

ኣብ መፍለይን ምክትታልን ተፈልዮም ዝፀንሑ 554 ወገናት ብዝተገበረሎም ምርመራ ካብ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ናፃ ኮይኖም ስለዝረኸብኩዎም ናብ ዝደልይዎ ከባቢ ክኸዱ ገይረ ክብል ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡…

ቫይረስ ኮሮና ንፍርቂ ቢልዮን ሰባት ናብ ድኽነት ከእትው ይኽእል’ዩ ተባሂሉ፡፡

ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ቁጠባ ዓለም ኣጋጢሙ ዘሎ ምዝሕሓል ንፍርቂ ቢልዮን ሰባት ናብ ድኽነት ከእትዎም ከምዝኽእል ንመፅናዕታዊ ፀብፃብ ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ቢቢሲ ሓቢሩ። ብመሰረት…

ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ዲስትሪክት መቐለ ልዕሊ ብር 2.2 ሚልዮን ለጊሶም ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ30/07/2012)ሰራሕተኛታት ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ዲስትሪክት መቐለ ልዕሊ ብር 2,282,300 ብር ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክልልና ብሓገዝ ከምዝለገሱ ዳይሬክተር ባንኪ ንግዲ ኢ/ያ ዲስትሪክት መቀለ ኣይተ ኤፍሬም…

ካብ ሞንጎ እቶም ኣብ ሃገርና ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ኮይኖም ዘለዉ እቶም 3 ሰራሕተኛታት መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ’ዮም፡፡

ቫይረስ ናብ ሃገርና ክኣቱ ገይሩ ተባሂሉ ብትሪ ዝንቀፍ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ሞንጎ እቶም 52 ኣብ ሃገርና  ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ኮይኖም ዘለዉ ወገናት እቶም…

ህዝቢ ዓለም ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ ህርመት ደዉ ኣብ ዝበለሉ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዓመፅ ደቂ ኣንስትዮ ሓይሉ ከምዘሎ ዉድብ ሑቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ፡፡

 ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣንቶኒዮ ጉተረዝ ከምዝገለፅዎ ህዝቢ ዓለም ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሓደ ህርመት ደዉ ኣብ ዝበለሉ ኣብዚ ሐዚ እዋን ካብን ናብን…

ኣብ ምክልኻልን ምግታእን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ክልልና ኣብ መናእሰይ ዝረአ ዘሎ ሸለልትነት ተወሳኺ ገዛ ዕዮ ኮይኑ ከምዘሎ ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ፡፡

ሓላፊት ቢሮ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ሎምዓንቲ ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ጉዳይ ኣተገባብራ ህፁፅ ድንጋገ ምክልኻልን ምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክልልናን ግብራዊ ተርእዮታትን…

ነባርነቶም ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝኾኑ ሰብ ሃፍቲ፣ ንመከላኸሊን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ዝዉዕል 4 ሚልዮን ለጊሶም።

እቶም ብነፍስ ወከፎም ሓደ ሓደ ሚልዮን ዝለገሱ ኣይተ እፀገነት በርሀ ፣ኣይተ ዓብዲል ዓሊም ሙሳ ኣብርሃ ፣ ኣይተ ይትባረክ ዘገየን ኣይተ ትካቦ ወ/ገብርኤል ዝተብሃሉ ኮይኖም ፤…