“ካብን ናብን ምንቅስቓስ ደቂሰባት ዞባታት ትግራይ ካብ ፅባሕ ባሕቲ ሰነ 2012 ክላዓል’ዩ፡፡” ዶ/ር ደብሪፅ፡፡

ኣካቢ ኮማንድ ፖሰት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል -ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክበሃል ካብን ናብን ዞባታት ተነቢሩ ዝነበረ ምድራት ምንቅስቓስ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ባሕቲ…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣ ከባቢናን ሃገርናን ሓዊሱ ጉዳያት ሰላምን ድሕነትን ክልልና፣…

“ካብ ደገ ንዜጋታተይ እኽሊ ሸሚተ ኽዕንግለሉ ዝኽእል ገንዘብ የብለይን፡፡” – መንግስቲ ናይጄሪያ፡፡

ብሰንኪ ምክልኻልን ምግታን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ቑጠባ ናይጀርያ ኣዝዩ ስለዝተሃሰየ መንግስቲ ናይጀርያ ንዜጋታት ሃገሩ ካብ ደገ እኽሊ ገዚኡ ንምዕንጋል ዘኽእሎ ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከምዘይብሉ ፕረዚዳንት…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፈሊኻ መከታተሊ ቦታ ሞሞሊቖም ዝወፁ ናብ ህዝቢ ይሕወሱ’ለዉ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብምልክታት ቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠሩ ፤ ኣብ መፍለይን መከታተልን ቦታ ንበይኖም ክኾኑ ን14 መዓልትታት ዝተኣለዩን ሰባት ካብቲ ቦታ እንዳምለጡን ብሱሩዕ እንዳወፁን ምስ ህዝቢ…

ኣብ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ፅሕፈት ሰበኻ ጉባኤ ቅዱስ ግዮርጊስ መቐለ ንነዳያን ሓጊዛ ፡፡

ኣብ ቤተክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤት ፅሕፈት ሰበኻ ጉባኤ ቅዱስ ግዮርጊስ መቐለ ግምቱ 45 ሽሕ ብር ዝኾነ ናዉቲ ፅሬትን ሃለኽቲ ምግብን 43 ኣረጋዉያን ዝርከብዎም ን163 ነዳያን…

ደቡብ ኮርያ “ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገራ ንዝኣትዉዋ ኩሎም ምርምራ ቫይረስ ኮሮና ኽገብሩ’ዮም” ኢላ፡፡

ደቡብ ኮርያ ካብ ኣሜሪካ ናብ ሃገራ ንዝኣትዉ ኣጋይሽ እንተነኣሰ ንሰለስተ መዓልቲ ኣብ ጊዝያዊ መፅንሕን መከታተልን ዝተዳለወ ቦታ ከምዝፀንሑን ንኹሎም ክኣ ምርመራ ቫይረስ ኮሮና ከምተካይደሎም አፍሊጣ።…

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣቐዲሙ ናብ መስርሕ ስጉምቲ ምክልኻል ተዝኣቱ ነይሩ ህይወት ልዕሊ 20 ሽሕ ሰባት ኣይምጠፍአን ነይሩ ተባሂሉ፡፡

መንግስቲ ኣሜሪካ ኣቐዲሙ ናብ መስርሕ ስጉምቲ ምክልኻል ተዝኣቱ ነይሩ ህይወት ልዕሊ 20 ሽሕ ሰባት ኣይምጠፍአን ነይሩ ክብል ላዕለዋይ በዓል መዚ ጥዕና እታ ሃገር እታ ሃገር…