ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክልልና ዝዉዕል 15 ሚልዮን ብር ሓገዝ ተረኺቡ፡፡

ትካል ኣገልግሎት ልቓሕን ዕቋርን ደደቢትን ተከዘ ስራሕቲ ዓሞቕቲ ጎዳጉዲ ማይን ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክልልና ዝዉዕል 15 ሚልዮን ብር ምልጋሶም ሐዚ ገሊፆም፡፡         ትካል ኣገልግሎት…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንትግራይ ሓገዝ ሂባ ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ምስ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት. ብምትሕብባር አብ ክልልና ዝውሃብ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዓሊማ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናውትታት ሕክምና ንምምላእ ዘኽእሉ…

ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ሱዳን ብመጓዓዝያ ባቡርን መንገዲ መኪናን ንምርኻብ ክስራሕ’ዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/07/2012) “ህዝብታት ትግራይን ሱዳንን ብመጓዓዝያ ባቡርን መኪናን ንምርኻብ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ብዓለክ ሃፍትን ምክትል ኣቦመንበር ዴሞክራስያዊ ሕብረት ሱዳንን ኣሳይድ መሓመድ ኣል ሀሰን ኣልምርቃኒ ገሊፆም ፡፡ …

ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ትግራይ ዑደት ንምክያድ መቐለ ኣትዮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/07/2012)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ዑደት ንምክያድ ትማሊ ኣማሽዩ መቐለ ኣትዩ ፡፡ ብምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ፓርቲ ሕብረት ሱዳንን…

መንግስቲ ጣልያን ንኢትዮጵያ 1.4 ቢሊየን ብር ብመልክዕ ሓገዝን ልቓሕን ኽልግስ ቃል ኣትዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  26/06/2012)  እቲ ስምምዕ ሰነድ ብወገን ኢትዮጵያ ሚኒስትር ድኤታ ኣይተ ኣድማሱ ነበበ ብሸነኽ መንግጺ ጣልያን ድማ ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር አርቱሮ ሉዚ ክታሞም ኣንቢሮም…

ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽድሽተ ሃገራት ኣፍሪካ በፂሑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/06/2012) ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽድሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዝተዛመተን ናይጀርያ ፣ ግብፂን ኣልጀርያን ግዳይ እቲ ቫይረስ ኮይነን ከምዝፀንሓን ኣብዚ ሐዚ እዋን…

ኣብ ኣዳራሽ ሚልንየም ኣዲስ ኣበባ መበል 45 ዓመት ልደት ህወሓት 11 ለካቲት ብልዑል ድምቀትን ፍናንን ተኸቢሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  21/06/2012) ኣብቲ ዱሙቕ ፅምብል ምክትል ኣዶ መንበር ህወሓት ወ/ሮ ፈትለወርቅ ገ/ሄር  ድማ ንዚ ዝስዕብ ረዚን መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን፡፡  “ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር ትግራዋይ ብፍላይ እቲ…

11 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሚልኒየም ኣዳራሽ ብልዑል ፅምብልን ድምቀትን ክኽበር እዩ!

(ኤፍኤምመቐለ  19/06/2012)  11 ለካቲት  ቀዳም 21 ለካቲት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ  ሚልኒየም ኣዳራሽ ብልዑል ህዝባዊ ፅምብልን ድምቀትን ከምዝኽበርን ንዚ ክዉን ንምግባር ኣተሓባባሪት ኮሚቴ ከምዝተጣየሰትን ተገሊፁ፡፡…