ኣብ ኩናት ዓድዋ ዝለዓለ ብፅሒት እናሃለዎም ዘይተነገረሎም ኣካላት ታሪኮም ክፃሓፍን ክስነድን ይግባእ ኢሎም ምሁራት ዩንቨርስቲ ኣኽሱም።

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ሙሁራት ተመራመርቲ ታሪክን ዮርዳኖስ ሙሉጌታ ከምዝበልኦ እዚ ዓብይ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት ኣብ መላእ ዓለም ዝነበረ ፖለቲካ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ምቕያር ዝለዓለ ፅዕንቶ…

ኣብ ዝቕፅሉ 6 ኣዋርሕ ልዕሊ 30 ሽሕ ኣባይቲ ንተጠቀምቲ ከም ዝመሓላልፍ ሚኒስተር ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ኣፍሊጡ፡፡

ኣፈፃፅማ 6 ኣዋርሕ ንባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ፌደራል ዘቕረቡ ሚኒስቴር እቲ ሚኒስተር ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ ህንፀቶም ዝተጀመሩ ፕሮጀክታት ልምዓት ኣባይቲ ንምዝዛም ዘኽእሉ ስርሓቲ ከምዝተወገኑ ገሊፆም፡፡ ኣብዚ…