ኢትዮጵያ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ዋጋ 81 ነጥቢ 77 ቢሊዮን ብር ነዳዲ ከምዝዓደገት ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  15/12/2011)ትካል ኣቕራቢ ነዳዲ ኢትዮጵያ ከምዝገለፆ ዓቕሚ ውህሉል ነዳዲ ብዕፅፊ ከዐቢ ዝኽእል ዲፖ ነዳዲ ኣብ ምህናፅ ከምዝርከብ ብምግላፅ ኣብ ዝሓለፈ በጀት ዓመት ዋጋ 81 ቢሊዮን…

ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ዓዲ ሰደድ ካብ ዝተገበሩ ቡንን እኽሊ ቅብኣትን ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊዮን ዶላር ኣሜሪካ ሸርፊ ወፃኢ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  19/11/2011)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ንግዲ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ ፣ ሎም ዘበን ፍሪያታት ቡን፣  ፃዕዳ ኣዳጉራ፣ ሰሊጥን ሰበረን ናብ ወፃኢ ዓዲ ሰደድ ተገይሩ…

ብፅሒት ኢትዮ-ቴሌኮም ንዕዳጋ ቅድሚ ምቕራቡ እቲ ኩባኒያ ኣብ ክልተ ዓውዲ ቢዚነስ ከምዝውድብ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)መንግስቲ ፌዴሪኢ ምምሕያሽ ኢኮኖሚ ንምክያድ ዓሊሙ ኣብ ኢድ መንግስቲ ዘለዋ ትካላት    ልምዓት ብኽፋልን ሙሉእ ብሙሉእን ንሰብ ሃፍቲ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ንምሻጥ ካብ ዝውስን ሓደ…

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት 17 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢሉ ሚኒስተር ኣታዊ፡፡

ሚኒስተር እቲ ሚኒስተር ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ወርሒ ለካቲት ዝተረኸበ እቶት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 51 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዘርኣየ ገሊፀን፡፡…

ባንኪ ልምዓት ኢትዮጵያ ጨንፈር መቐለ ክሳብ መወዳእታ ወርሒ ታሕሳስ 43 ነጥቢ 4 ሚልየን ብር ዝግመቱ ማሽናት ብልቓሕ ናብ ተጠቀምቲ ከምዘመሓላለፈ ገሊፁ።

ኣቦወንበር ጉጅለ ምፅዳቕ ፕሮጀክት እቲ ባንኪ ኣይተ መጎስ ኣርኣያ ከምዝበልዎ፥ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ መወዳእታ ኣብ ማኒፋክቸሪንግን ኣግሮ ፕሮሰሲንግን ንዝተዋፈሩ ነጋዶ ብሊዝ ፋይናንስ ልዕሊ 43 ሚልየን…