ብኣሰናዳአነት ሃገረ ፈረንሳይ ዝካየድ ዘሎ ፅዋዕ ዓለም ደቂ ኣንስትዮ ብድሙቅ ኩነታት እናቀፀለ ይርከብ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011) ትማሊ  ኣብ ምድብ 4 ኣብ ዝተካየዱ ፅወታታት ሃገራዊት ጋንታ ኢንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ጃፓን 2 ን 0 ብምዕዋት ናብ ቀፃሊ ዙር ምሕላፋ ተረጋግፅ…

ፌደሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ጥብቅ ዝበለ መጠንቀቅታ ኣማሓላሊፉ ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 12/10/2011)ጋንታ ድሬዳዋ ከተማ ን3 ተፃወታ / ዮናታን ከበደ ፣ ሃይሌ እሸቱን ወሰኑ ማዜን/ ውዕሊ እናሃለዎም ከምዘሰናበተቶም ዝፍለጥ እዩ ፡፡ ነዚ ስዒቡ እቶም ተፃወቲ ውዕሊ…

ናይ መወዳእታ ፀወታታት ርብዒ ፍፃመ ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፖ ሎሚ ምሸት ክካየድ እዩ፡፡

ንእንግሊዛውያን ጋንታታት ዘራኸበ ግጥም ማንችስተር ሲቲን ቶተንሃም ሆትስፐርን ሎሚ ምሸት ኣብ ኢቲሃድ ክግበር እዩ፡፡ ቶተንሃም ኣብ ቀዳማይ እግሪ ፀወታ ክልቲኤን ጋንታታት ቶተንሃም ብብሕታዊት ሽቶ ሳን…