ኣባል ጋንታ ኣትሌቲክስ ትራንስ ኢትዮጵያ ኣትሌት ኣባዲ ሓዲስ ብሃንደበታዊ ሕማም ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈልዩ ፡፡

ኣትሌት ኣባዲ ኣብ ወርሒ ሕዳር 1989 ዓ/ም ኣብ ዞባ ደቡብ ትግራይ ማይጨው ከምዝተወለደን ብሰንኪ ሃንደነበታዊ ሕማም ትማሊ ከምዝዓረፈ ተገሊፁ፡፡ ኣትሌት ኣባዲ ሃዲስ ንሃገሩን ክልሉን ኣዝዩ…

10ይ መላእ ፀወታታት ስፓርት ትግራይ ኣብ ከተማ ኣላማጣ ካብ 51 ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ዝተዉፃእፅኡ ልዕሊ 8,200 ስፓርተኛታት ብ20 ዓይነታት ስፓርት ይነሓንሑ ኣለዉ።

ንቲ ዉድድር ዝከታተል ዘሎ ወኪልና ጋዜጠኛ ኣለም ኃይለስላሰ ከምዝሓበሮ ኣፍቲ ዉድድር ተወዳደርቲ ሳይክል ስደተኛታት ኤርትራዉያን መዓስከር ዓዲ ሓሩሽ ይሳተፉ ከምዘለዉን ፤ እቲ ውድድር ክሳብ 6…

ኣይተ ኢሰያስ ጂራ 2ይ ምክትል ፕረዚዳንት ሴካፋ ኮይኖም ተመሪፆም ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012 ትማሊ ኣብ ሃገረ ኬንያ ዝተኻየደ ሓፈሻዊ ጉባኤ ዉድድር ሴካፋ ሃገራት ማእኸላይን ምብራቕ ኣፍሪካን ፕረዝደንትን ምክትል ፕረዝደንትን መሪፁ’ሎ።     ብመሰረት እዚ ንታንዛንያዊ ዋላሴ ካርያ…

ኣብ 2ይ ሰሙን ግጥማት ፕሪሚየርሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ልዕሊ መጋጥምታ ተዓዊታ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  08/04/2012ኣብዚ ዓመት ናብ ፕሪሚየርሊግ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝዓበያ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣብ ፈለማይ ፅወትአን ኣብ ስታድዮም ትግራይን ጋንታ መከላከያ ኣታኣናጊደን 2-1 ብዝኮነ ውፅኢት…

ጋንታ ቶትንሃም ሆትስፐር ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንፍፃመ ቻምፕዮንስ ሊግ ኣውሮፖ ንዘብቁዕዋ ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣሰናቢታ ፡፡

ጋንታ ቶትንሃም ዓሚ ብሊቨርፑል 2 ን 0 ኣብ ፍፃመ ዋንጫ ቻምፕዮንስ ሊግ ተሳዒራ ዋንጫ ዝሰኣነትሉን ንፍፃመ ፀወታ ዘብቅዕዋን ኣርጀንቲናዊ ኣሰልጣኒ ማውሪስዮ ፖቸቲኖ ኣብዚ ዓመት ውድድር…

ጋናዊ ኣጥቃዓይ ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ ኣሴይ ማውሊ ናብ ጋንታ ፋሲል ከነማ ተፀምቢሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ወዲ 30 ዓመት ማውሊ መብዛሕቲኡ ናይ ኩዕሶ እግሪ ሂወቱ ኣብ ናይ እስራሄል ጋንታት ከምዝሓለፈ ዝፍለጥ እዩ፡፡ እዚ ተፃዋታይ ዝሓለፈ ዓመት ጋንታ መቐለ 70 እንደርታ…

ጋንታ ስሑል ሽረ ንነበር ሓላዊ ልዳት ጋንታ ባህርዳር ከተማ ምንተስኖት ኣሎ ኣፈሪማቶ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/02/2012)ሽሙ ምስ ብርክት ዝበለ ጋንታት ክተሓሓዝ ዝፀንሓ ምንተስኖት መዕረፊኡ ጋንታ ስሑል ሽረ ኾይኑ ኣሎ፡፡ እዚ ነበር ናይ ጋንታት ሰበታ፣ ፋሲል ከነማን ባህርዳር ከተማን ሓላዊ…

ብምኽንያት በዓል ኣሸንዳ ዝተዳለወ 5 ኪሎ ሜትሮ ዝሸፈነ ውድድር ጉያ ደቂ ኣንስቲዮ ትግራይ

(ኤፍኤምመቐለ  13/12/2011) እቲ መበገስኡን መዛዘሚኡን ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ ዝነበረ ውድድር ልዕሊ 1500 ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ኮይኑ አትሌት ገነት ሳህለ ካብ ወረዳ እንደርታ 1 ይቲ፣ ኣሰፉ…

ስቴድዮም ትግራይ ንውድድር ቻምፒዮንስ ሊግኣፍሪካ ድልው ንምግባር ሕቶ ቀሪቡ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  16/11/2011) ጋንታ መቀለ 70  እንደርታ ኣብ ፀወታታት ቻምፒዮንስ ሊግ ኣፍሪካ ከም ትሳተፍ ድሕሪ ምርግጋፅ ብኮንፌድሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ  ኣፍልጦ ዝተውሃቦ ሜዳ ክተመዝግብ ትግደድ ብምካና ክሳብ…