ሓድሽ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ (ኤክሳይዝ ታክስ) ንኣፍረይቲ ሉስሉስ መስተን ዑሹግ ማይን ኣቖጢዑ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  09/04/2012  ብቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዝፀደቐን ናብ ቤት ምኽሪ ዝተመርሐን ሓድሽ መመሓየሺ ረቂቕ ኣዋጅ ተወሳኺ ግብሪ (ኤክሳይዝ ታክስ)  ንኣፍረይቲ ሉስሉስ መስተን ዑሹግ ማይን  ኣቖጢዑ ፡፡…

ጎቦታት ገረዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ክምዝገብ ሪጋ ሒዙ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  03/04/2012ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ ክርስትያንን  ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎን…

በዓል ጥምቀት ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ክምዝገብ ተወሲኑ

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012ትካል ባህሊ፣ ትምህርትን ሳይንስን ሕቡራት ሃገራት [ዩኔስኮ]፡ ንሃይማኖታዊ በዓል ጥምቀት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ወኪል ወዲሰብ ዘይድህሰስ ባህላዊ ቅርሲ ኮይኑ ክምዝገብ ከምዝተወሰነ ቢቢሲ…

ኣብ መስርሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ትግራይ ሪፎርም ይሰላሰል’ሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012   ናይ ከተማ መሬት ኣብ ትሕቲ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዳስትርን ብብርኪ ዳይሪክቶሬት፣ ናይ ገፀር መሬት ድማ ኣብ ትሕቲ ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ኮይኑ ብብርኪ…

ንዘመናት ጠፊኣ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ትግራይ ብተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ ተረኺባ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012ተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ፣ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ኣብ ጥቃ ይሓ ከምዝረኸቡ ገሊፆም። እታ ከተማ ቤተ ሰማዕቲ ዝብል መፀውዒ ሽም ዝሓዘት…

ክብርታት ብሄር ብሄረሰባት ንምንእኣስን ንምድኻምን ሃቂኖም ንዝንቀሳቀሱ ብትሪ ምቅላስ የድሊ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/03/2012     ክብርታት ብሄር ብሄረሰባት ንምንእኣስን ንምድኻምን ሃቂኖም ካብ ንሓድነት ንፍልልያት ከምዘጉልህ ኣብ መፅናዕቲ ዘይተሞርኮሰ ፖለቲካዊ መናፍሓት ንዘሰጉሙ ደቂ ጊዜ ፖለቲከኛታት ብትሪ ምቅላስ ከምዘድሊ ቤት…

መንግስቲ ኢ/ያ ንፀገም ህዝቢ ዝህቦ ኣተኩሮ ኣዝዩ ትሑት’ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/03/2012  መንግስቲ ንፀገም ህዝቢ ኣተኩሮ ብዘይምሃቡን ንናይ ገዛእ ርእሱ ዘዉፀኦ ሕጊ ተገዛኢ ብዘይምዃኑ  ህዝቢ ኣብ ከቢድ ማሕበረ ቁጠባዊ ፀገም ከምዝወደቐ ተገሊፁ ፡፡          ጋዜጣ…

ኣብ እስራኤል ካህናትን ዲያቆናትን ኤርትራ ጉድኣት ከምዝበፅሖም ተገሊፁ

   (ኤፍኤምመቐለ  25/03/2012   ኣብ እስራኤል ኣብ ዝርከባ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስቲያን ብዝተፈጥረ ጎንፂ ኣብ ልዕሊ ካህናትን ዲያቆናትን ኤርትራ ጉድኣት ከምዝበፅሐ ተገሊፁ ፡፡         ኣፍቲ ኣብ ቀፅሪ ቤተክርስትያን…