ሆስፒታል ሕክምና ዓይኒ ኩሓ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ናፃ መጥባሕቲ ዓይኒ ሞራ ይህብ ኣሎ፡፡

ተጠቀምቲ እቲ ናፃ ሕክምና ዓይኒ ዝኾኑ ካብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ትግራይ ዝመፁ እንትኾኑ ቅድሚ ሕዚ ንሕክምና ክሳብ 1 ሚኢቲ ሽሕ ብር ዝተሓተትሉ ብናፃ ኣገልግሎት ምርካቦም ከምዘሓጎሶም…

ሰራሕተኛታትን ኣመራርሓን ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንፃውዒት ምትእኽኻብ እቶት ክልል ትግራይ ስዒቡ ካብ መሃይኦም ከምዘወፈዩ ገሊፆም፡፡

ልዕሊ 171 ኣመራርሓ ሰራሕተኛታት ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ 10 መጋቢት 2011 ሓድነት ንልምዓትን ለውጥን ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዘካየድዎ ህፁፅ ኣኼባ ኩሎም ኣባላት…

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ንህንፀት ፕሮጀክት ማይ ከተማ መቐለ ዝቐረበ በጀት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ኣታዊ ፣ በጀትን ፋይናንስን ተመሪሑ ፡፡

ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ቻይና ንህንፀት እቲ ፕሮጀክት 229 ሚልዮን 784 ሽሕን 582 ዶላር ኣሜሪካ ንምልቃሕ ቅድሚ ኣዋርሕ ከም ዝፈቐደ ይዝከር ፡፡ ረቒቕ እቲ ኣዋጅ ደንጉዩ…

መንግስትን ውልቀ ትካላትን ጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምትን ተሳተፍትን ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ ክኾን ተዋዲዶም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ፡፡

እዚ ዝተገለፀ ብዓርሰ ተበግሶ ከያኒት ፋኑስ ኣብርሃ ንጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ መሓለዊ ፅሬት ኣብ ዘበርከትሉ እዋን እዩ፡፡ 0

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 737-8 ማክስ ዝተበሃላ ነፈርቲ ካብ ግልጋሎት በረራ ንክወፃ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ፡፡

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 738-8 ማክስ ዝተበሃላ ኣውሮፕላናት ኩለን ንዝተወሰነ ግዘ ካብ ግልጋሎት በረራ ንኽወፃ ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መንገዲ ኣየር ነዚ ዝወሰነ ቦይንግ 737-8 ማክስ…