ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ትግራይ ዑደት ንምክያድ መቐለ ኣትዮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/07/2012)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ዑደት ንምክያድ ትማሊ ኣማሽዩ መቐለ ኣትዩ ፡፡ ብምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ፓርቲ ሕብረት ሱዳንን…

“ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ተቖፃፂሩ ዘሎ ሓይሊ ዕድመ ስልጣኑ ክሓፅር ኣለዎ” ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው።

ኣብ ኢትዮጵያ ስልጣን ተቖፃፂሩ ዘሎ ሓይሊ ጉጉይ ፖሊሲ ጉዳይ ወፃኢ ስለዘሰጉም ረባሓ እዛ ሃገር ከረጋግፅ ከምዘይኽእል ኣምባሳደር ወንድሙ ኣሳምነው ተዛሪቦም። ንዝሓለፉ 24 ዓመታት ኣብ ኬንያን…

ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ንነዊሕ እዋናት ኣማኻሪ ስነቑጠባ ቀዳማይ ሚኒስትር መለስ ዜናዊ ኮይኖም ካብ ሞንጎ እቶም ዑዙዝ ኣበርክቶ ዝገበሩ ሙሁር ስነቑጠባ ሓደ’ዮም ነይሮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  16/06/2012)ኣይተ ንዋይ ገብረኣብ ካብ ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ብስነ ቑጠባ ቀዳማይ ዲግሪ ካብ ኦክስፎርድ ዩኒቨርሲቲ ኽኣ ካልኣይ ዲግሪኦም ዝረኸቡ ከምዝነበሩን ካብ ካብ መፈለምታ ሰብዓታት ዓ.ም.…