ኣብ መፈለምታ ዓመተ 2004 ናብ ግብራዊ መስርሕ ዝተኣተወን ምስ መንግስቲ ቻይና ዝተኸተመን ፈለማይ ሳተላይት ኢትዮጵያ ኣወንጪፋ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  10/04/2012)   እዛ Ethiopian Remote Sensing Satellite – 01 (ETRSS – 01) ዝተሰምየት ሳተላይት፡ ሎሚ ካብ መደብር መወንጨፊ ሳተላይት ቻይና ናብ ጠፈር ተወንጪፋ ዘላ ንስራሕቲ…

ኣፍረይቲ ሰሊጥ ሑመራ ብዘይርትዓዊ ዋጋ ሰሊጦም ከምዘይሸጡ ኣፍሊጦም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  07/04/2012) ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ኤስያን ካልኦት ዕዳጋታት ዓለምን ልዑል ጠለብ ዘለዎ ፍርያት ሰሊጥ ሑመራ ንዘይርትዓዊ ቱሙን ዋጋ መንግስቲ  ብምቅዋም ሰሊጦም ከምዘይሸጡ ኣፍረይቲ ሰሊጥ ሑመራ…

መንግስቲ ኢትየጵያ ምስ መንግስቲ ክልል ትግራይ ቁልጡፍ ዕርቂ ተዘይገይሩ ሓደገኛ ኩነታት ክፍጠር ይኽእል’ዩ ተባሂሉ ፡፡

  (ኤፍኤምመቐለ  07/04/2012)    ብዶ/ር ኣብይ ዝምራሕ መንግስቲ- ምስ ትግራይ ዕርቂ ንከውርድ ቁልጡፍ ስጉምቲ ብምውሳድ ምስ ነባር ሰበስልጣን ተዛሚዱ ንዝለዓሉ ኽስታት ዳግም ከፅንዖም እንተዘይክኢሉ ኣብ ኢትዮጰያ ሓደገኛ…

ሓድሽ ኣዋጅ መረዳእታ ሓሶትን መደረ ፅልእን ኢትዮጵያ – ኣብ ኢትዮጵያ ዓሲሉ ዘሎ ዉጥረት ብሄር የዐርዩ ዘጋድድ’ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  07/03/2012)    መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ተወከልቲ ቤት ምኽሪ ህዝቢ ኸፅድቖ ዝመርሖ ኣዋጅ መረዳእታ ሓሶትን ምቅሕሓር ክፈጥሩ ዝኽእሉ መደረ ፅልእን ካብ ረብሑኡ ጉድኣቱ…

ኣብ ልዕሊ ሓለቓ ፲ መሳፍንት ጥጋቡ ዝተመስረተ ክሲ ዝፈልጠኦ ነገር ከምዘይብለን ብዓልቲ ቤት ስዉእ ጀነራል ሰዓረ መኮነን ኮነሬል ፅጌ ኣለማዮ ኣፍሊጠን ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  07/03/2012)   ብዓልቲ ቤት ኢታማዦር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ሃገርና ጀነራል ሰዓረ መኮነንን ኮነሬል  ፅጌ ኣለማዮ ብወገነን እቲ ከይዲ መስርሕ ሕጊ ብዝኾነ ይኹን መለክዒ ግልፅነት ዝጎዶሎን…

ጎቦታት ገረዓልታ ኣብ ዩኔስኮ ክምዝገብ ሪጋ ሒዙ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  03/04/2012ኣብ ትግራይ ዝርከቡ ጎቦታት ገረዓልታን ኣብቲ ከባቢ ዘለዉ ካብ ከውሒ ተፈልፊሎም ዝተሰርሑ ኣብያተ ክርስትያንን  ኣብ መዝገብ ሓድግታት ዓለም (ዩኔስኮ) ንምስፋር ዘይተሓለለ ፃዕሪ ይካየድ ከምዘሎን…