ኣልኮላዊ መስት ብበሮድካስት ሚድያ ካይላለ ዝኽልክል መመርሒ ካብ 21 ጉንበት ጀሚሩ ተግባዊ ክኾን እዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 02/08/2011) እቲ መምርሒ ኣብ ኣዋጅ ቁፅሪ 1112 ምምሕዳር ምግብን ኣፋውስን 21 ለካቲት 2011 ዓ/ም ኣብ ነጋሪት ጋዜጣ ተሓቲሙ ምውፅኡ ይዝከር፡፡ ብመሰረት ዓንቀፅ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህውከት ናብ ዝተፈጠረሎም ከባብታት ክልል ኣምሓራ ከም ዝኣተወ ገሊፁ፡፡

(ኤፍ ኤም መቐለ 30/07/2011) ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ህውከት ናብ ዝተፈጠረሎም ከባብታት ክልል ኣምሓራ ከም ዝኣተወ ገሊፁ፡፡ ኤፍቢሲ ንቤት ፅሕፈት ምክትል ኢታማዥር ሹም ሓይልታት ምክልኻል ፀሪሑ…

ኣብ ክልልና ኣገልግሎት ሕክምና ጨረር ብኣግባቡ ንዘይጥቀሙ 10 ሆስፒታላት መጠንቀቅታ ከምዝተውሃበ ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡

ኣብ ኣጠቓቅማ ቴክኖሎጂ ጨረር ኣድሂቡ ኣብ ከተማ ኣኽሱም ኣብ ዝተኻየደ ዘተ ዳሬክተር ምቁፅፃርን ምክልኻልን ጨረር  ቢሮ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣይተ ግዛቸው ውልደፃድቅ እቲ ቴክኖሎጂ ኣብ ምሕካምን…