ብኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ሰነድ ሓሶት ብምጥቃም ዝኸሰሶ ብፅኑዕ እስራትን መቕፃዕቲ ገንዘብ ንክቕፅዑ ተወሲንሎም፡፡

ኣብ ወረዳ ኢሮፕ ክኢላ ሰራሕተኛ ሰፍትኔት ዝኾነ ኣይተ ማይሲስ ሓድጉ ፃዕሩ ነሓሰ 2008 ዓ/ም ካብ ሸባ ዩንቨርስቲ ብጀኔራል ማናጅመንት ከምዝተመረቐ ኣምሲሉ ናይ ሓሶት ዲግሪ ኣብ…

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 737-8 ማክስ ዝተበሃላ ነፈርቲ ካብ ግልጋሎት በረራ ንክወፃ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ፡፡

መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ቦይንግ 738-8 ማክስ ዝተበሃላ ኣውሮፕላናት ኩለን ንዝተወሰነ ግዘ ካብ ግልጋሎት በረራ ንኽወፃ ምውሳኑ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ መንገዲ ኣየር ነዚ ዝወሰነ ቦይንግ 737-8 ማክስ…

ኣብ ኩናት ዓድዋ ዝለዓለ ብፅሒት እናሃለዎም ዘይተነገረሎም ኣካላት ታሪኮም ክፃሓፍን ክስነድን ይግባእ ኢሎም ምሁራት ዩንቨርስቲ ኣኽሱም።

ኣብ ዩንቨርስቲ ኣክሱም ሙሁራት ተመራመርቲ ታሪክን ዮርዳኖስ ሙሉጌታ ከምዝበልኦ እዚ ዓብይ ዓወት ፀለምቲ ህዝብታት ኣብ መላእ ዓለም ዝነበረ ፖለቲካ ባዕዳዊ መግዛእቲ ኣብ ምቕያር ዝለዓለ ፅዕንቶ…

ድምፃዊ ኣሚር ዳውድ ዓሪፉ

ድምፃዊ ኣሚር  ዳውድ ብርክት ዝበሉ ስራሕቲ ጥበብ ንሰማዕቲ ዘቅረበ እንትኾን ብፍላይ ኣብ ታሪኽን ጅግንነትን ተጋሩ ዝደረፋ ኣይሞቱን ጀጋኑና ፣ ዓደይ መቐለን ፣ ወዲ ውለዲ እሞ…

ራብዓይ ጉባኤ ሊግ መናእሰይ ኢህወዲግ ካብ 19 ክሳብ 21 ጥሪ 2011 ዓ/ም ኣብ ከተማ ኣዋሳ ክካየድ እዩ፡፡

እቲ ጉባኤ ንምክያድ ዘክእል ምድላው ከም ዝተወገነን ተወከልቲ ኣርባዕቲኦም ብሄራዊ ውድብን ላዕለዎት ኣመራረሓ ኢህወዲግን ክርከቡ እዮም፡፡ እቲ ጉባኤ ኣፈፃፅማ ውሳነታት 3ይ ውድባዊ ጉባኤ ብምግምጋም ጥንካረታት…

ጫትን ሺሻን እናጥቀሙ ዝተረኸቡ 16ተ ትካላት ንግዲ ከም ዝዓሸገ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዳስትርን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ንግድን ኢንዳስትርን ክፍለ ከተማ ቀዳማይ ወያነ ኣይተ መለስ ደስታ ኣብ ጣብያ ሰላም 11ን 12ን ኣብ ጣብያ ዘስላሴ ድማ  15ን16ን ብዝተገበረ ሃንደበታዊ ተፍትሽ…

ዩንቨርስቲ መቐለ ውሑስ ሰላም ንክህሉዎ ዘኽእል ስራሕ ይሰርሕ ምህላዉ ኣባላት ፎረም ሰላምን ሓለዋ ከባቢን እቲ ዩንቨርስቲ ገሊፆም።

እቲ ዩንቨርስቲ ሰላሙ ውሑስ ኮይኑ ንክቕፅል ካብ ኣቀባብላ ተምሃሮ ጀሚሩ ከምዝተሰርሐሉ ዝሓበሩ እቶም ኣባላት ፎረም፥ ውዳበ ፎረም ሰላምን ሓለዋ ከባቢን ምስ ተምሃሮ፣ ፖሊስን ጉዳይ ደቂ…

ዝተፈላለዩ መራሕቲ ኣፍሪካ እዋናዊ ኩነታት ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኮንጎ ብዝምልከት ኣብ ኣዲስ ይዛተዩ ኣለዉ።

ኣብቲ ዘተ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌደሪኢ ዶክተር ኣብይ ኣሕመድ፣ ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሩዋንዳን ፓል ካጋሜ፣ ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካ ሲሪል ራማፎሳን ፕሬዚዳንት ኡጋንዳ ዩዌሪ ሙሴቬኒ…