ኣብ ስዑድ ዓረብ ብዘይ ፍቓድ መንበሪ ይነብሩ ዝነበሩ 450 ኢትዮጵውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡

ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ከባብታት ጅዳን ጂዛንን ብዘይካ ፍቃድ መንበሪ ይነብሩ ዝነበሩ ኢትዮጵውያን ብዓርሰ ፍቓዶም ናብ ሃገሮም ምምላሶም ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ…

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ለካቲት 17 ነጥቢ 8 ቢሊዮን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ ኢሉ ሚኒስተር ኣታዊ፡፡

ሚኒስተር እቲ ሚኒስተር ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤ ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ ኣብ ወርሒ ለካቲት ዝተረኸበ እቶት ምስ ዝሓለፈ ዓመት ተመሳሳሊ እዋን እንትነፃፀር 51 ሚኢታዊ ዕቤት ከምዘርኣየ ገሊፀን፡፡…

ቅድመ ምድላው ራብዓይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ክምዝተዛዘመ ኤጀንሲ ማእኸላይ ስታስቲክስ ኣፍሊጡ፡፡

ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ወይዘሪት ኣበራሽ ታሪኩ 29 መጋቢት ዝጅመር ራብዓይ ዙር ቆፀራ ህዝብን ኣባይትን ስርሓቲ ካርታ፣ መኽዝን ሓበሬታ ፣ምምላእ ሓይሊ ሰብን ሎጀስቲክን ከምዝተዛዘመ…

ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ 12 ወረዳታት ትግራይ ንኣባፅሕ ደቂ ኣንስትዮ ዕደላ ኣይረን ፎሊክ ብዕሊ ጀሚራ፡፡

እቲ ብሓገዝ ገንዘብ nutrition international ብማረት ኣቢሉ ኣብ 12 ዝተመረፃ ወረዳታት ትግራይ ዝወሃብ ሓገዝ ን2ተ ዓመት ዝፀንሕ እዩ ፡፡ መተሓባበሪ ስነ-ተዋልዶ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ኣይተ…

ከይዲ ምፅራይ ፀሊም ሳንድቅ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ተጀሚሩ፡፡

እቲ ሳንድቕ እቲ ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን ዝነበሩ ቃለ ምልልሳትን ኩነታት በረራን  ዘመላኽቱ መረዳእታት ከምዝሕዝ ዝገለፀ ጉጅለ ምፅራይ ፈረንሳይ ውፅኢት መዓልታት ክወስድ ከምዝኽእል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ…

ስነ-ስርዓት ክታም ሰነድ ቃል ኪዳን ሓበራዊ ኣሰራርሓ ውዳባት ፖለቲካ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡን ንኢህኣዴግ ወኪሎም ዝፈረሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቅድሚ ሕዚ ውድባት ፖለቲካ ዝተፈላለዩ ስምምዓት እኳ ከቲሞም ተነበሩ ንኹሎም ውድባት ዘሳተፈ ኣይነበረን ምስበሉ…