ማሕበር ረድኤት ትግራይ ኣብ 12 ወረዳታት ትግራይ ንኣባፅሕ ደቂ ኣንስትዮ ዕደላ ኣይረን ፎሊክ ብዕሊ ጀሚራ፡፡

እቲ ብሓገዝ ገንዘብ nutrition international ብማረት ኣቢሉ ኣብ 12 ዝተመረፃ ወረዳታት ትግራይ ዝወሃብ ሓገዝ ን2ተ ዓመት ዝፀንሕ እዩ ፡፡ መተሓባበሪ ስነ-ተዋልዶ ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ ኣይተ…

ከይዲ ምፅራይ ፀሊም ሳንድቅ ዝተሓምሸሸት ነፋሪት ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ተጀሚሩ፡፡

እቲ ሳንድቕ እቲ ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ እዋን ዝነበሩ ቃለ ምልልሳትን ኩነታት በረራን  ዘመላኽቱ መረዳእታት ከምዝሕዝ ዝገለፀ ጉጅለ ምፅራይ ፈረንሳይ ውፅኢት መዓልታት ክወስድ ከምዝኽእል ገሊፁ፡፡ ኣብቲ…

ስነ-ስርዓት ክታም ሰነድ ቃል ኪዳን ሓበራዊ ኣሰራርሓ ውዳባት ፖለቲካ ተኻይዱ፡፡

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ዝተረኸቡን ንኢህኣዴግ ወኪሎም ዝፈረሙን ቀዳማይ ሚኒስተር ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ቅድሚ ሕዚ ውድባት ፖለቲካ ዝተፈላለዩ ስምምዓት እኳ ከቲሞም ተነበሩ ንኹሎም ውድባት ዘሳተፈ ኣይነበረን ምስበሉ…

ፕረዝደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ኩለን ነፈርቲ ስርሒት ቦይንግ 737 ማክስ ብህፁፅ ካብ ኣገልግሎት ክወፃ ኣዚዞም፡፡

ፕረዝደንት ትራምፕ ንድሕንነት ህዝቢ ኣሜሪካን ካልኦት ህዝብታት ዓለምን ኢሎም ነቲ ስጉምቲ ምውሳዶም ገሊፆም፡፡ ኩሎም ኣብረርትን መንገድታት ኣየርን ኣሜሪካ ቦይንግ 737 ማክስ ንዘይትወሰነ እዋን ኣብ ዘለውኦ…

ሓድሽ ፕረዝድንት ዲሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ፍሌክስ ሺሴኪዲ ኣስታት 700 ዝበሉ እሱራት ፈቲሖም፡፡

ከም ፀብፃብ መራኸብቲ ሓፋሽ እታ ሃገር ሺሴኪዲ ካብ ዝፈትሕዎም እሱራት፤ መራሕቲ ሰለስተ ውድባት ተቓውሞ ይርከብዎም፡፡ እቶም ተኣሲሮም ዝፀንሑ ሰለስተ ኣመራርሓ ውድባት ኣብ ልዕሊ መንግስቲ እታ…

ባይቶ ተወከልቲ ህዝቢ ንህንፀት ፕሮጀክት ማይ ከተማ መቐለ ዝቐረበ በጀት ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ኣታዊ ፣ በጀትን ፋይናንስን ተመሪሑ ፡፡

ባንኪ ኢምፖርት ኤክስፖርት ቻይና ንህንፀት እቲ ፕሮጀክት 229 ሚልዮን 784 ሽሕን 582 ዶላር ኣሜሪካ ንምልቃሕ ቅድሚ ኣዋርሕ ከም ዝፈቐደ ይዝከር ፡፡ ረቒቕ እቲ ኣዋጅ ደንጉዩ…

መንግስትን ውልቀ ትካላትን ጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ ተጠቀምትን ተሳተፍትን ኩለመዳያዊ ምንቅስቓስ ክኾን ተዋዲዶም ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ፡፡

እዚ ዝተገለፀ ብዓርሰ ተበግሶ ከያኒት ፋኑስ ኣብርሃ ንጉድኣት ኣካል ደቂ ኣንስትዮ መሓለዊ ፅሬት ኣብ ዘበርከትሉ እዋን እዩ፡፡ 0