ፕረዝደንት ቱንዝያ በጂ ኬዲ ኢሰብሲ ኣብ መበል 92 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) ብዕድመ ዝዓበዩ ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ፕረዝደንት ዝኾኑ ኢሰብሲ ንቅልውላው ሃገራት ዓረብ ስዒቡ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ኣብ ዝተኻየደ ናፃ መረፃ ዝተዓወቱ እዮም፡፡ እቶም ፕረዝደንት…

ፕረዝደንት ቱንዝያ በጂ ኬዲ ኢሰብሲ ኣብ መበል 92 ዓመቶም ዓሪፎም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) ብዕድመ ዝዓበዩ ኣብ ስልጣን ዝነበሩ ፕረዝደንት ዝኾኑ ኢሰብሲ ንቅልውላው ሃገራት ዓረብ ስዒቡ ኣብ 2014 ኣቆፃፅራ ኣውሮፖውያን ኣብ ዝተኻየደ ናፃ መረፃ ዝተዓወቱ እዮም፡፡ እቶም ፕረዝደንት…

ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልል ኣምሓራ ኣብ ጉዳይ ኣይተ በረኸት ስሙኣንን ታደሰ ካሳን ብይን ንምሃብ ን30 መስከረም 2012 ዓ/ም ተለዋጢ ቆፀሮ ሂቡ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  18/11/2011) እቲ ቤት ፍርዲ 5 ሓምለ ኣብ ዝወዓሎ መጋባእያ ዓቃቢ ሕጊ ዘቕረቦ ሰነድ ኣፃርዩ 18 ሓምለ ብይን ንምሃብ ቆፀሮ ሒዙ ዝነበረ ኮይኑ ዝቐረበሉ ሰነዳት ብቋንቋ…

ክልል ቤኒሻልጉል ጉሙዝን ምምሕዳር ብሉናይል ሱዳንን ንሰላምን ተረባሕነት ልምዓት ክልቲኡ ህዝብን ዓሊሞም ዝጀመርዎም ስራሕቲ ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም።

(ኤፍኤምመቐለ  17/11/2011)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ቤኒሻልጉል ጉሙዝን ምምሕዳር ብሉናይል ሪፐብሊክ ሱዳንን ዝተሳተፍሉ መድረኽ ዘተ ኣብ ከተማ ኣሶሳ ይካየድ ኣሎ። እቶም ተሳተፍቲ፥ ኣብቲ ከባቢ ፀፅታ ንምንጋስን ተረባሕነት…

ቻይና ኣብ ጉዳይ ታይዋን ንኩናት ድልውቲ እየ ክትብል ንኣሜሪካ ኣጠንቂቃ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/11/2011)ኣሜሪካ መሻርክታን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት ዝርከቡ ወተሃደራተን ዓለም ለኻዊ ሰላም ኣብ ሓደጋ ከውድቕ ይሰርሕለዋ ክትብዕል ቻይና ኸሲሳ፡፡ ሚኒስተር ምክልኻል እታ ሃገር ታይዋን ናፃ ዝኾነት…

መበል 21 ዓመት ልደት ዴሞክራሲያዊ ውድብ ሶማሌ(ሶዴፓ) ኣብ ጅግጅጋ ይኽበር ኣሎ።

(ኤፍኤምመቐለ  17/11/2011) ኣብቲ በዓል፣ ኣቦ መንበር እቲ ውድብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ፣ ምክትል ኣቦ መንበር ኣይተ ሙስጠፌ ዑመርን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓን ከምዝተረኸቡ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ኣመራርሓ መሓዙት ፓርቲታት…

ሚኒስቴር ሓለዋ ጥዕና ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ንቡዙሓት ሰባት ዘጥቀዐ ቫይረስ ኢቦላ ናብ ኢትዮጵያ ንከይኣቱ ጥቡቕ ክትትል ይገብር ከምዘሎ ኣፍሊጡ።

(ኤፍኤምመቐለ  17/11/2011)ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ኮንጎ ዘሎ ቫይረስ ኢቦላ ዓለም ለኻዊ ስግኣት ከምዝኾነ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዕላዊ ምግባሩ ይዝከር። እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ…

ራብዓይ ዓመት ታሽዓይ ስሩዕ ጉባኤ ባይቶ ክልል ዓፋር ፅባሕ ኣብ ከተማ ሰመራ ምስላጥ ከምዝጅምር ተገሊፁ።

(ኤፍኤምመቐለ  16/11/2011) ከም ኣገላልፃ ዳይሬክተር ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ እቲ ባይቶ ኣይተ ኣሊሚራህ ሙሳ፥ እቲ ስሩዕ ጉባኤ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ኢዩ። ኣብ ፃንሒቱ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንግዲ ንምቅልጣፍ ምስ ዝተጣየሹ ኣባላት ኮሚቴ ተዛቲዮም።

(ኤፍኤምመቐለ  16/11/2011) ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ኢትዮጵያ ዝተገበሩ ምንቅስቓሳት ንግዲ ብዝምልከት ኣብ እዋን እቲ ዘተ ከምዝገምገመ ተገሊፁ። ብተወሳኺ ምንቅስቓስ ዘፈር ንግዲ እዛ ሃገር ንምምዕባል ዓሊሞም ኣብ…

ሸሞንተ ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ዳግመ-ምጥያሽ ካብ ሜዲተራንያን ዝደሓኑ ስደተኛታት አእጃመን ንምፍፃም ኣብ ስምምዕ ምብፅሐን ፈረንሳይ ሓቢራ።

(ኤፍኤምመቐለ  16/11/2011) ፕረዚደንት ፈረንሳ ኢማኑኤል ማክሮን፡ ሃገሩ፡ ነቲ ሸኽሚ ኣብ ምቅላል እጃመን ንዘይፍፀማ ሃገራት እትገብሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ከም ዘይህሉ እንተፍለጡ ብዋሕዚ ስደተኛታት ተዕለቕልቕ ዘላ ጣልያን ግን…