በዓል ጥምቀት ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ክምዝገብ ተወሲኑ

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012ትካል ባህሊ፣ ትምህርትን ሳይንስን ሕቡራት ሃገራት [ዩኔስኮ]፡ ንሃይማኖታዊ በዓል ጥምቀት ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ፡ ኣብ ወኪል ወዲሰብ ዘይድህሰስ ባህላዊ ቅርሲ ኮይኑ ክምዝገብ ከምዝተወሰነ ቢቢሲ…

ኣብ መስርሕ ኣጠቓቕማን ምሕደራን መሬት ትግራይ ሪፎርም ይሰላሰል’ሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012   ናይ ከተማ መሬት ኣብ ትሕቲ ከተማ ልምዓትን ንግድን ኢንዳስትርን ብብርኪ ዳይሪክቶሬት፣ ናይ ገፀር መሬት ድማ ኣብ ትሕቲ ቢሮ ሕርሻን ገፀር ልምዓትን ኮይኑ ብብርኪ…

ንዘመናት ጠፊኣ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ትግራይ ብተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ ተረኺባ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012ተመራመርቲ ስነ ኳዕቲ፣ ተቐቢራ ዝነበረት ጥንታዊት ከተማ ትግራይ ኣብ ዞባ ማእኸል ኣብ ጥቃ ይሓ ከምዝረኸቡ ገሊፆም። እታ ከተማ ቤተ ሰማዕቲ ዝብል መፀውዒ ሽም ዝሓዘት…

38 ሰባት ሒዛ ዝጠፈአት ወተሃደራዊት ነፋሪት ቺሊ ገለ ኣካላ ተረኺቡ፡፡

     (ኤፍኤምመቐለ  02/04/2012   ንላዕለዎት ሰብ መዚ ቺለ ብምጥቃስ ቢቢሲ ከምዝሓበሮ  ስብርባር ናይታ ነፋሪት ተረኺቡ ዘሎ  ካብቲ ርክብ ዘቋረጸትሉ 30 ኪሎሜተሮ ርሒቁ ኣብ ደሬክ ፓሴጅ ዝተብሃለ ማያዊ…

ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ምዝራብ ናፅነት ተርእዮታት ምዕፋን ከምዘሎ ሲፒጄ ከሲሱ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ 2019 ዝተኣሰሩ ነጠፍቲ ፖለቲካን ጋዜጠኛታትን ከምዘለዉን ዝ መብዛሕተኦም “ብናይ ጋዜጠኝነት ሞይኦም ዘይኮነስ፡ ብፖለቲካዊ ንጥፈታቶም ዝተኣሰሩ እዮም ማእሰርቲ ናይዞም ጋዜጠኛታትን…

ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሃገርና ብፌደራል ፖሊስ ክሕለዋ እየን፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012   ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ሃገርና ብሓለዋ ፌደራል ፖሊስ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃረን ከሰላስላ ሚኒስትሪ ትምህርቲ ወሲኑ ፡፡         ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርትን…

ስነ ስርዓት ሽልማት ኖቤል ሰላም ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከተማ ኦስሎ ተቓዎሞ ኣተኣናጊዱ ፡፡

 (ኤፍኤምመቐለ  01/04/2012    ሽልማት ኖቤል ሰላም ንደላይን ፃዕራምን ሰላም እምበር  ብኣፉ ጠራይ ስብከተ ሰላም ንዘሰጉም ኣፈኛ ኣይግባእን ፣ ነባሪ ሰላም እምበር ሽማዊ ሰላም ኣየድልየናን ክብሉ ኤርትራዉያን…

ክብርታት ብሄር ብሄረሰባት ንምንእኣስን ንምድኻምን ሃቂኖም ንዝንቀሳቀሱ ብትሪ ምቅላስ የድሊ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/03/2012     ክብርታት ብሄር ብሄረሰባት ንምንእኣስን ንምድኻምን ሃቂኖም ካብ ንሓድነት ንፍልልያት ከምዘጉልህ ኣብ መፅናዕቲ ዘይተሞርኮሰ ፖለቲካዊ መናፍሓት ንዘሰጉሙ ደቂ ጊዜ ፖለቲከኛታት ብትሪ ምቅላስ ከምዘድሊ ቤት…

ኣብ ኢትዮጵያ ሳእሪሩ ዘሎ ቃልዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ዘይሩጉዕ ፖለቲካ እዛ ሃገር ዝፈጠሮ’ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  29/03/2012   ኣብ ኢትዮጵያ ሳእሪሩ ዘሎ ቃልዕ ግህሰት ሰብኣዊ መሰል ናብ ሕጋዊ መስርሕ ንምእታዉ ፈለማ ሰማይ ዓሪጉ ዘሎ ፖለቲካዊ ቁሉዉላዉ እዛ ሃገር ምስ ዝፍታሕ ጥራይ…