7ይ ዓመት ዝኽሪ ብሉፅ መራሒ ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ ራእይን ክብርታትን መራሒና መለስ ዋሕስ ሕዳሰ ፅንዓትን ዘይተርፍ ዓወትናን ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ክኽበር እዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/12/2011)ኣብቲ ዕለት ዝተፈላለዩ ፍፃመታት ብምስላጥ እውን ከምዝኽበር ቢሮለለ ርክብ ህዝብን መንግስትን ክልል ትግራይ ፀብፂቡ፡፡

ተጋዳላይ መለስ ዜናዊ 14 ነሓሰ 2004 ዓ/ም ከም ዝተሰውኣ ይዝከር፡፡


0

ሪኢቶ ይሃቡ

avatar
  Subscribe  
Notify of