ኤርትራ እሱራት ፖለቲካ ክትፈትሕን ግፋ መንእሰያት ደው ከተብልን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ፡፡

መንግስቲ ኤርትራ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ መሰላት ምምሕያሽ ከርኢ ከምዘይከኣለ ብምንፃር  እሱራት ፖለቲካ ኤርትራ ብህፁፅ ክፈትሕን ግፋ መንእሰያት ድማ ብቑልጡፍ ደው ከብልን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ፀዊዑ፡፡…

“ካብን ናብን ምንቅስቓስ ደቂሰባት ዞባታት ትግራይ ካብ ፅባሕ ባሕቲ ሰነ 2012 ክላዓል’ዩ፡፡” ዶ/ር ደብሪፅ፡፡

ኣካቢ ኮማንድ ፖሰት ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል -ንምክልኻልን ንምግታእን ቫይረስ ኮሮና ክበሃል ካብን ናብን ዞባታት ተነቢሩ ዝነበረ ምድራት ምንቅስቓስ ኣገልግሎት መጓዓዝያ ህዝቢ ካብ ፅባሕ ባሕቲ…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምኽንያት ዝርገሐ ቫይረስ ኮረና ዝተቛረፀ ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዝትኽእ ሞባይል ሆትላይን ተተኣታቱ ምህላዋ ኣፍሊጣ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ማሕበረሰብ መሰረት ዝገበረ ምዕባይ ክእለት ምንባብን ምፅሓፍን ትኹረት ብምግባር ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ቀዳማይ ክሳብ ራብዓይ ክፍሊ ዝምሃሩ ተምሃሮ ዝርብሕሉ…

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ጆን ሉክጆክ ብቫይረስ ኮሮና ዓሪፎም፡፡

 ካብ ሞንጎ ግዳይ መልከፍቲ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዝነበሩ ሚኒስተር ሚኒስትሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ሃገረ ደቡብ ሱዳን ዝነበሩ ጆን ሉክጆክ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝዓረፉ ንማዕከናት ዜና ደቡብ…

ካብ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ዝተውሃበ መግለፂ

ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ካብ 15 ክሳብ 22 ግንቦት 2012 ኣብ ዘካየዶ ኣኼብኡ ብቕልጡፍ እናተለዋወጠ ዝመፅእ ዘሎ ኩነታት ዓለም፣ ከባቢናን ሃገርናን ሓዊሱ ጉዳያት ሰላምን ድሕነትን ክልልና፣…