“ካብ ደገ ንዜጋታተይ እኽሊ ሸሚተ ኽዕንግለሉ ዝኽእል ገንዘብ የብለይን፡፡” – መንግስቲ ናይጄሪያ፡፡

ብሰንኪ ምክልኻልን ምግታን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ቑጠባ ናይጀርያ ኣዝዩ ስለዝተሃሰየ መንግስቲ ናይጀርያ ንዜጋታት ሃገሩ ካብ ደገ እኽሊ ገዚኡ ንምዕንጋል ዘኽእሎ ዝኾነ ይኹን ገንዘብ ከምዘይብሉ ፕረዚዳንት…

መንገዲ ፀፀር ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ጣብያ ፍረወይኒ-ተክሊ ወያነ ሎሚ ተመሪቑ፡፡

ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ጣብያ ፍረወይኒ-ተክሊ 15 ኪሎሜትሮ ዝንዉሓቱ መንገዲ ፀፀር ብግዱሳት ተወለድቲ እቲ ከባቢ ተሰሪሑ  ሎሚ  ተመሪቁ፡፡  ብጉልበት ህዝቢ እቲ ከባብን ተወለድቲ እቲ ከባቢ ብዘጣየሽዎ…