ፕረዚዳንት ናይጀርያ ብህይወት ንዘየለ ሰብ ሹመት ሂቦም፡፡

ፕረዚዳንት ናይጀርያ ብህይወት ንዘየለ ሰብ ሹመት ንኽወሃቦ ናብ ተወከልቲ ህዝቢ ናይጄሪያ ከምዝለኣኹ ተገሊፁ፡፡ ፕረዚዳንት ሃገረ ናይጄሪያ ሞሃሙዱ ቡሃሪ ሎሚ ንሹመት ንዝመዘዝዎም ኣካላት ተወከልቲ ህዝቢ ናይጄሪያ…

ኣብ እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢታዊ ኮይኑ፡፡

ኣብ ሃገረ እንግሊዝ ኣብ ልዕሊ ሰባት ዝተፈተነ ክታበት ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢታዊ ምዃኑ ተረጋጊፁ ዘሎ ንቲ ክታበት ዝወሰደት እንግሊዛዊት ግዳይ ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ እቲ ክታበት ምዉሳዳ…

ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻልን ምግታእን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣንቢርዎ ካብ ሞንጎ ዝነበረ እገዳታት ንገሊኦም ኣፋዂሱ፡፡

ላዕለዋይ ሓይሊ ዕማም ምክልኻልን ምግታእን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ኣንቢርዎ ካብ ሞንጎ ዝነበረ እገዳታት ንገሊኦም ኣፋዂሱዎም ዘሎ  ሚዛን ምፍንታት ዝማእኸሉ መሸጣ እንዳቡን ንኽካየድØ  ሚዛን…

ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻልን ንምግታእን እንኮ መድሓኒቱ ካብ ገዛኻ ዘይምዉፃእ ምዃኑ ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣፍሊጡ፡፡

ቫይረስ ኮሮና ብብዝሒ ሰባት ኣብ ዝእከብሉ ከባቢ ብቐሊሉ ናይ ምዝማትን በዚ ኣቢሉ ናብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ናይ ምዝማት ተኽእልኡ ልዑል ስለዝኾነ ደቂ ሰባት ካብን ናብን ንዝገብርዎ…

ኣብ ኬንያ ኣብ መፍለይን መከታተልን ቫይረስ ኮሮና ዝነበሩ ሰባት ኣምሊጦም ናብ ህዝቢ ተሓዊሶም፡፡

ኣብ ኬንያ ብርክት ዝበሉ ኣብ መፍለይን መከታተልን ከተማ ናይሮቢ ዝነበሩ ኬንያውያን ኣምሊጦም ናብ ህዝቢ ዝተሓወሱ ብኣካላት ፀጥታ ይህደኑ ከምዘለዉን ጉዳዮም ብሕጊ ከምዝረኣይን ንፕረዚዳንት እታ ሃገር…

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ካብ ፈሊኻ መከታተሊ ቦታ ሞሞሊቖም ዝወፁ ናብ ህዝቢ ይሕወሱ’ለዉ ተባሂሉ፡፡

ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ብምልክታት ቫይረስ ኮሮና ዝተጠርጠሩ ፤ ኣብ መፍለይን መከታተልን ቦታ ንበይኖም ክኾኑ ን14 መዓልትታት ዝተኣለዩን ሰባት ካብቲ ቦታ እንዳምለጡን ብሱሩዕ እንዳወፁን ምስ ህዝቢ…