መንግስቲ ሑቡራት ዓረብ ኢመራት 2 ኢትዮጵያዉያን ግዳይ ቫይረስ ኮሮና ረኺበ ኢሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  28/06/2012)መንግስቲ  ሑቡራት ዓረብ ኢመራት ትማሊ ዓርቢ ጥራይ 2 ኢትዮጵያዉያን ዝርከብዎም 15 ዜጋታት ዝተፈላለያ ሃገራት ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ምርካቡ ኣፍሊጡ፡፡ ማዕከን ዜና ገልፍ ኒውስ…

ስግኣት ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ንከተማ ኣዲስ ኣበባ’ዉን የረኻኽበላ’ሎ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  28/06/2012)ኣብ ከተማ  አዲስ አበባ ሓዊሱ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ክሰላሰል መደብ ተታሒዙሉ ዝነበረ ዓለም ለኸ ኣኼባታት  ብሰንኪ ስግኣት ተዛማቲ ቫይረስ ኮሮና ክናዉሑ ተገይሮም፡፡ ብሰንኪ…

ኣብ ክልል ኦሮምያ ሃልሃልታ ባርዕ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ከቢድ ሃስያ ኣዉሪዱ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  26/06/2012) ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምብራቕ ወለጋ ትርከብ ከተማ ስሬ ዝተወለዐ ሃልሃልታ ባርዕ ኣብ ልዕሊ ሰብን ንብረትን ከቢድ ሃስያ ኣዉሪዱ፡፡ በቲ ዝተወለዐ ባርዕ ሓዊ 15…

መንግስቲ ጣልያን ንኢትዮጵያ 1.4 ቢሊየን ብር ብመልክዕ ሓገዝን ልቓሕን ኽልግስ ቃል ኣትዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  26/06/2012)  እቲ ስምምዕ ሰነድ ብወገን ኢትዮጵያ ሚኒስትር ድኤታ ኣይተ ኣድማሱ ነበበ ብሸነኽ መንግጺ ጣልያን ድማ ኣምባሳደር ጣልያን ኣብ ኢትዮጵያ አምባሳደር አርቱሮ ሉዚ ክታሞም ኣንቢሮም…

ባንኪ ዓለም ዝርገሐ ኮቪድ-19 ንምግታእ ዝዉዕል 12 ቢሊዮን ዶላር ህፁፅ ሓገዝ ለጊሱ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  25/06/2012)  ባንኪ ዓለም ብሰንኪ ዝርግሐ ኮሮና ቫይረስ [ኮቪድ-19] ኣብ ምዕባይ ንዝርከባ ሃገራት ከብፅሖ ንዝኽእል ሃስያ ዝሕግዝ 12 ቢሊዮን ዶላር ሓገዝ ክልግስ’የ ኢሉ። እዚ ህፁፅ…

ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽድሽተ ሃገራት ኣፍሪካ በፂሑ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/06/2012) ኣብ’ዚ ሐዚ እዋን ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ናብ ሽድሽተ ሃገራት ኣፍሪካ ከምዝተዛመተን ናይጀርያ ፣ ግብፂን ኣልጀርያን ግዳይ እቲ ቫይረስ ኮይነን ከምዝፀንሓን ኣብዚ ሐዚ እዋን…