ኣብ ሃገረ ኬንያ ብቫይረስ ኮሮና ንፈለማ እዋን ህይወት ሓደ ስብ ሓሊፉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ኬንያ ንፈለማ እዋን ግዳይ ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ካብ ሞንጎ ዝተረኸቡ እቲ ሓደ ትማሊ ህይወቱ ከምዝሓለፈ ኣፍሊጣ፡፡ ኣብ ሃገረ ኬንያ ፈላማይ ሞት ብሰንኪ ቫይረስ ኮሮና ከምዘጋጠማ…

ቻይና ዝኾነ ይኹን ዜጋታት ወፃኢ ከይኣትውዋ ኣጊዳ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)መንግስቲ ቻይና ቪዛ ዝሓዙ ኮነ ናይ መንበሪ ፍቓድ ዘለዎም ወፃእተኛታት ከይኣትዉዎ ከልኪሉ ዘሎ ዳግም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ብቲ ረኽሲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ንኸይኣትዉዋ ዘተኮረ ስጎምቲ’ዩ ተባሂሉሎ…

ኤምባሲ ኣመሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣገልግሎታት ቆንስላ ኣቋሪፁ።

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኣመሪካ ብምኽንያት ሕማም ኮሮናቫይረስ ንዘይተወሰነ እዋን ኣገልግሎታት ቆንስላ ከምዘቋረፀን ፤ ንዜጋታቱ ዝህቦ ዝነበረ ኣገልግሎት ምሕዳስ ፓስፖርት፣ ምዝገባ ልደትን ሞትን ሓዊሱ…

ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ንምግታእ ሰማዒ ዝሰኣነ መንግስቲ ኡጋንዳ ብበትሪ ሕጊ ከተግብር ጀሚሩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ህዝባዊ መጓዓዝያ ካብን ናብን ምሉእ ብምሉእ ብምግታእ ብዘይካ ኣብያተ መግብን ሱፐርማርኬትን ኩሎም ትካላት ንግዲ ክዕፀዉ ዝኣወጀት ሃገረ ኡጋንዳ ንትግባረ እቲ ዝደንገገቶ ኣዋጅ ኣብ ልዕሊ ዘየተግበሩ…

ኣብ ሃገረ ጣልያን ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ጥራይ ብቫይረስ ኮሮና 662 ሰባት ሞይቶም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ብሰንኪ ዝርግሐ ቫይረስ ኮሮና ዝኸፍአ ህልቂት ህዝባ ከተተኣናግድ ተጊዲዳ ዘላ ሃገረ ጣልያን ኣብ ዉሽጢ 24 ሰዓታት ጥራይ ን662 ግዳያት ዜጋታታ ስነ ስርዓት ቀብሮም ፈፂማ፡፡ ሃገረ…

ቻይና ንቫይረስ ኮሮና ዝፍዉስ መድሓኒት ከምዘሎ ገሊፃ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/07/2012)ኣብ ሃገረ ጃፓን ዝተምሃዘ መድሀኒት ኣብ ምድሓን ረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዉፅኢታዊ ኮይኑ ረኺበዮለኹ ክትብል ቻይና ገሊፃ፡፡ ማዕከን ዜና ዘጋርዲያን ከምዝፀብፀቦ ንሓድሽ ዓሌት ስዓል ዝመስል…

ህዝቢ ትግራይ ምስ ህዝቢ ሱዳን ብመጓዓዝያ ባቡርን መንገዲ መኪናን ንምርኻብ ክስራሕ’ዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  09/07/2012) “ህዝብታት ትግራይን ሱዳንን ብመጓዓዝያ ባቡርን መኪናን ንምርኻብ ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ብዓለክ ሃፍትን ምክትል ኣቦመንበር ዴሞክራስያዊ ሕብረት ሱዳንን ኣሳይድ መሓመድ ኣል ሀሰን ኣልምርቃኒ ገሊፆም ፡፡ …

ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ትግራይ ዑደት ንምክያድ መቐለ ኣትዮም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  04/07/2012)ጉጅለ ሰብ ሃፍቲ ሱዳን ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ንሓደ ሰሙን ዝፀንሕ ዑደት ንምክያድ ትማሊ ኣማሽዩ መቐለ ኣትዩ ፡፡ ብምክትል ፕሬዚዳንት ዴሞክራስያዊ ፓርቲ ሕብረት ሱዳንን…