ኣብ ምዕራብ ኦሮሚያ ንኣዋርሕ ተዓፅዩ ዝፀንሐ ኣገልግሎት ቴሌኮም ክኽፈት’ዩ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ22/07/2012)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ከባብታት ምዕራብ ኦሮሚያ ንኣዋርሕ ተቛሪፅዎ ንዝፀንሐ ኣገልግሎታት ቴሌፎንን ኢንተርኔትን ክኸፍቶ ከምዝወሰነ ተገሊፁ። ፕረዚደንት ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብቲ ዝሓለፈ መዓልታት ኣብ ምዕራብ…

ፕረዚደንት ነበር ዴሞክራቲክ ሪፓብሊክ ኮንጎ ብቫይረስ ኮሮና ሞይቶም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ 22/07/2012)   ወዲ 81 ዓመት ፕረዚደንት ሪፓብሊክ ኮንጎ ዮምቢ ኦፓንጎ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ሞይቶም፡፡ ፕረዝዳንት ነበር  ሪፓብሊክ ኮንጎ ዮምቢ ኦፓንጎ ቅድሚ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ምልካፎም  ሓሚሞም’ኳ…

ቫይረስ ኮሮና ርእሲ ሕማም ዝኾኖም ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕ ንኣፍረይቲ መኻይን ሃገሮም መተንፈሲ መሳርሒ ከፍርዩ ሓቲቶም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ19/07/2012)ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንዚ ምሕፅንተኦም ኣቕሪቦም ዘለዉ ኣብ ኣመሪካ ንዝመደበሩ ዝዓበየ ኣፍራዪ መካይን ጀነራል ሞተርስ ኩባንያ ኮይኑ ንግዳያት ቫይረስ ኮሮና ዘገልግል መተንፈሲ ኣካል መሳርሒ…

ህንዲ ብሰንኪ ሓደ ግዳይ ቫይረስ ኮሮና ዜጋኣ 40 ሽሕ ዜጋታታ ኣብ መፍለይ ቦታ ኽፀንሑ ኣዚዛ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ19/07/2012) ኣብ ሰሜናዊ ህንዲ ኣብ እትርከብ ግዝኣት ፑንጃብ ሓደ ወዲ 70 ዓመት መራሒ ሃይማኖት ህንዳዊ ብኮሮናቫይረስ ሙማቱ ስዒቡ ንሱ ናብ ዝተዘዋወረለን ነበርቲ 20 ቁሸታት ዝኾኑ ኣስታት…

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ልዕሊ 3 ሚሊዮን ብር ዝዋግኦም ናውቲ ሕክምና ንትግራይ ሓገዝ ሂባ ፡፡

ማሕበር ልምዓት ትግራይ ጨንፈር ጀርመን ምስ ዋና ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት. ብምትሕብባር አብ ክልልና ዝውሃብ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ ዓሊማ ካብ ወፃኢ ዓዲ ናውትታት ሕክምና ንምምላእ ዘኽእሉ…

ኣብ ክልል ኦሮምያ ከተማ አዳማ ሓደ ብረኽሲ ቫይረስ ኮሮና ዝተትሓዘ ከምዝተረኽበ ተረጋጊፁ፡፡

ኣብ ቀረባ እዋን ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምቁፅፃርን ንምግታእን ዝተጣየሰ ግብረ ሓይሊ እቲ ክልል ከምዝሓበሮ እቲ ዝተረኸበ ግዳይ እቲ ቫይረስን ምስኡ ቅርበትን ምትንኻፍን ነይርዎም ዝተብሃሉን  24…

ተመራመርቲ ንኮሮና ቫይረስ ቁልጡፍ መመርመሪ መሳርሒ ንመስራሕ ኣብ ሃይሃይታ ከም ዝርከቡ ገሊፆም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ18/07/2012)ኣብ ሲንጋፖር ዝርከቡ ተመራመርቲ ሓደ ሰብ ብኮቪድ-19 እንተተታሒዙ ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ ደቒቕ ምፍላጥ ዘኽእል መሳርሒ ከምዝሰርሑ ብመግላፅ ኣብ ውሽጢ ሓደ ወርሒ ንዝምልከቶ ኣካል ከም ዘረክቡ …