ላዕለዋይ ኢራናዊ ጀነራል ብኣመሪካ ተቐቲሉ፡፡ ኢራን ብወገና ሕነ ንምፍዳይ ተሓንያ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  24/04/2012)መንግስቲ ኣመሪካ ኵድስ እናተብሃለ ንዝፅዋዕ ፍሉይ ወተሃደራዊ ሓይሊ ኢራን ብላዕላዋይነት ዝመርሕ ዝነበረ ጀነራል ቃሲም ሶሌማኒ ከምዝተቐትለ ኣፍሊጡ።             እዚ ኣብ ዒራቕ ዝተቐትለ ጀነራል አብ…

ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ድሕሪ ናይ ዕርቅን ይቕረታን መድረኽ ሓደ ተምሃራይ ተቐቲሉ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  24/04/2012)  ኣብ ዩኒቨርሲቲ ወሎ ድሕሪ  መድረኽ ዕርቅን ይቕረታን ተምሃሮን ወለድን  ምስላጡ ናብ መመገቢ ተምሃሮ ዝጓዓዝ ዝነበረ ተምሃራይ ካልኣይ ዓመት ማርኬትንግ ተወላዲ ብሄረ ኦሮሞ ብሰለስተ…

ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ኣብ ታሪኹ ፈላማይ ዝኾነ ህፁፅ ውድባዊ ጉባኤ ፀዊዑ ።

(ኤፍኤምመቐለ  24/04/2012) ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት) ኣብ ጉዳይ ውህደት ብልፅግና ፓርቲ ዘለዎ መርገፅ ነፂሩ ንምዉፃእን ካልኦት እዋናዊ ኣንፈት ፖለቲካ ሃገርና ዘትዩ ንምዉሳንን ዘኽእሎ ኣብ ታሪኹ…

ሰይድ ሓቢብ ዑመር ቢን መሓመድ ቢን ሳሊም ቢን ሓፊዝ ኣብ ትግራይ ታሪኻዊ መስጊድ ኣልነጃሺ ዑደት ኣካይዶም፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  23/04/2012) ፉሉጥ እስላማዊ መራሒ ሃይማኖትን ካብ ሞንጎ እቶም 500 ፅዕንቶ ፈጠርቲ መራሕቲ ሃይማኖት እስልምና ኣብ 8ይ ደረጃ ዝርከቡ የመናዊ መራሒ ሃይማኖት ሰይድ ሓቢብ ዑመር…