ኢምባሲ ሑቡራት ኣመሪካ ኣብ ዒራቕ ብመጥቃዕቲ ሮኬት ተወቒዑ ፡፡

    (ኤፍኤምመቐለ  18/05/2012)ቢቢሲ ከምዝሓበሮ ኣብ ልዕሊ እቲ ኢምባሲ ሑቡራት ኣሜሪካ ሰለስተ ቁምቡላታት ሚሳይል ከምዝተወንጨፈን ካብ ሞንጎ እቶም ዝተወንጨፉ ቁምቡላታት ሚሳይል እቲ ሓደ ጥራሕ ኣብ ልዕሊ…

መጠን ፍሰት ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ (FDI) ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ኣንቆልቍሉ፡፡

   (ኤፍኤምመቐለ  18/05/2012)ኣብ ዝሐለፉ ሰለስተ ዓመታት እንዳነከየ ዝመፀ መጠን ቀጥታዊ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ካብ 3.2 ቢልዮን ዶላር ናብ 2.5 ቢልዮን ዶላር ምዉራዱን ዉዱብ ሑቡራት ሃገራት ኣረጋጊፁ…

ኣብ ክልል ኦሮምያ ካብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ደምቢዶሎ ዝተጨወያ 17 ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ዛጊድ ድሃይ ደቆም ዝሰኣኑ ወለዲ ሻቕሎቶም ሰማይ ዓሪጉ ከምዘሎ ተገሊፁ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/05/2012)14 ደቂ ኣንስትዮ ዝርከበኦም17 ተምሃሮ ዩንቨርሲቲ ደምቢዶሎ፡ ብምኽንያት ፀገም ፀጥታ  ካብቲ ዩኒቨርሲቲ ናብ ዓዶም እናተመለሱ እናሃለዉ ኣብ መንገዲ ብዘይተፈልጡ ሰባት ተጨውዮም ካብዝዉሰዱ ልዕሊ 50…

ብዶ/ር ኣብዪ ኣሕመድ ዝምራሕ መንግስቲ ኢትዮጵያ “ቀታልን ሓራድን” ‘ዩ ተባሂሉ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  17/05/2012)ህዝቢ ኦሮሞ ካብ ዝኾነ ይኹን እዋን ንላዕሊ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዝበፅሖ ዘሎ ጃምላዊ ቅትለት መዳርግቲ ከምዘይርከቦን ኣብ ስልጣን ዝርከብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ‘ተራእዩ ዘይፈልጥ’ ወራር ኣንበጣ ኣንፀላልዩ ከምዘሎን ዉድብ ሕቡራት ሃገራት ንዚ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተኸሲቱ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ምድረበዳ ንምክልኻል ዓለምለኻዊ ደገፍ ፃዉዒት ቀሪቡ ።

(ኤፍኤምመቐለ  16/05/2012)ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ወራር ኣንበጣ ኣብ ኢትዮጵያ ፣ኬንያን ሶማልያን ኣብ ሕርሻን መጋሃጫን ዓቢ ዕንወት ኣስዒቡ ከም ዘሎ ዝሓበረ ውድብ መግብን ሕርሻን ዓለም –…

ዒራቓውያን – ኣመሪካ ወተሃደራታ ካብ ሃገሮም ከተውፅእ ብሰላማዊ ሰልፊ ሓቲቶም።

(ኤፍኤምመቐለ  16/05/2012)ኣብ ርእሰ ከተማ ዒራቕ-ባግዳድ ኣብ ጥቓ ኤምባሲ ኣመሪካ ትማሊ ኣብ ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ  ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑፀሩ ዜጋታት ኢራቕ ህላወ ሰራዊት ኣመሪካ ኣብ ዒራቕ ብምኹናን…

ካልኣይ ዓለም ለኸ ዓዉደ መፅናዕቲ ማእኸላት ሳይንስ ኣብ ዩንቨርስቲ መቐለ ይሳለጥ ኣሎ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/05/2012) እቲ ዝሳለጥ ዘሎ ዓዉደ መፅናዕቲ ብርክት ዝበሉ ረብሓታት ከምዘለዉዎ ፕረዝዳንት ዩንቨርስቲ መቐለ ፕሮፌሰር ክንደያ ገ/ሂወት ዝገለፁ እንትኾኑ እዚ ድማ ኣብ ዓዉደ ሳይነስ ኣብ…

ሓይሊ ለዉጢ’የ ክብል ንገዛእ ርእሱ ዝፅዉዕ ኣካል ሃገርና ኣትያቶ ካብ ዘላ ሽግር ናይ ምድሓን ዓቕሚ ይኹን ድሌት የቡሉን ተባሂሉ ፡፡

(ኤፍኤምመቐለ  14/05/2012) “ን18 ኣዋርሕ ኣብ ስልጣን ዘሎ ስርዓት ኣብ ሃገርና ንዘለዉ ሽግራትን ብሙሉእነት ሰሪሑ ንሃገርና ናብ ዝሐሸ ዴሞክራስያዊ መድረኽ ክፈትሖም እዩ ዝብል ተስፋ የብልናን ፤…